ምስታፍ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሞያዊ ዓውደ-መጽናዕትታት ኣብ ስራሕ ዘተኣታትቱ ስልጠና
ምስ ምስ UniR Universités & Réfugié.e.s
ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursእዚ መዓልቲ እዚ፣ ኣብ ሞያዊ ውህደት ወይ ተወሳኺ መጽናዕትታት ንምድጋፍ ዝተወፈየ መዓልቲ ኮይኑ: ሌላ ምስ ልምምድ: ልምምድ ናይ ስራሓ ስለጠናታት : ከምኡውን ስራሕ ምድላይ: ምዝገባ ዩኒቨርሲቲ: ሞያዊ ስልጠናን ካልእን ዘጠቓለለ እዩ::
ትግባሬ ናይዚ ተግባር እዚ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ እዩ ዝፍጸም።
ብሳላ እዚ መደብ ኣብ መዓልቲ ኣርባዕተ ቴማታት ይድህሰሱ፤
- ክእለትን ተመኩሮን ምጉላሕ ምትኳር ኣብ ዕቑር ክእለትኩምን
- ምኽኣል ሲቪን CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ምጽሓፍ
- ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው
- ምድላው ናይ ሊንክድኢን ኣካውንትን ትሕዝቶ ንምፍጣር ዝሕግዙ ምኽርታትን።
ኣብ መወዳእታ ናይታ መዓልቲ፡ ከመይ ጌርካ ሲቪን ናይ ሽፋን ደብዳቤን ትጽሕፍ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ሊንክድኢን ኣካውንት ከመይ ጌርካ ትልጥፍ ክትፈልጥ ኢኹም
እንተደኣ ንዕዉት ሞያዊ ውህደት ዘድልየኩ ኩሎም ሰነዳት ዝዳለወሉ ዝተሓዝአ መዓልቲ እዩ። እቲ መዓልቲ ብሰብ ሞያ ዓቕሚ ሰብ ንስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ዝምራሕ እዩ ዝዓለም ዕለት እዚኣ
እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ ነዞም ዝስዕቡ ነገራት ዝተሓዝአት ኮይና።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ዙርያ ሞያዊ ውህደት ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍ ምእንቲ ክትክእሉ ኣብ ኣዋን ምሳሕ ኣብ ፍርቂ መዓልቲ መግቢ ይቕርብ እውን እዩ!
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
99, Rue Molière, 94200 Ivry-sur-Seine, France
07 67 14 02 63
contact@uni-r.org
Chargement de la carte...
ስራሕ
ፈረንሳይ
ምምሃር
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
unirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ