ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ l'université à Paris (5ème)
ምስ ምስ le DU Passerelle - Université Sorbonne Nouvelle
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Sorbonne Nouvelleኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእንተደኣ ዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል (DU) ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልቦሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእሎም።
እዚ ናይ 400 ሰዓታት ስልጠና ኮርስ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ዝተፈላላዩ ስራሕቲ
- ኣብ ፈረንሳ ንዝካየድ ዩኒቨርሲቲን ሞያዊ ፕሮጀክትን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ።
ኣገዳሲ!
እቲ ስልጠና ን2 ዝጸንሕ እዩ። ሰሚስተር እቲ ሓደ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ እቲ ካልኣይ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት።
እቲ ስልጠና ን2 ዝጸንሕ እዩ። ሰሚስተር እቲ ሓደ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ እቲ ካልኣይ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት።
ብዘይካል እዚ ፣ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ዩኒቨርሲቲ l’Université Sorbonne Nouvelle, ዩኒቨርሲቲ ስነ-ጥበብ፡ ስነ-ጽሑፍን ቋንቋታትን ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-du-parisusnኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kakarተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት