ኣብ ፈረንሳ ናይ-እግሪ ሓኪም ንምዃን።
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ansበዓል ሞያ ጥዕና ኮይኑ፡ እቲ ፔዲኪዩር-ፖድያትሪስት፡ ንሕማማት እግርን ጽፍርን ይሰርሕ ኮይኑ ። ኣብ ሕክምና እግሪ፡ ንሕሙማቱ ዝኸውን መከላኸሊ ኣካላት ባዕሉ ይነድፍን የፍሪን።
ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝኾኑ ዲፕሎማታት ፔዲኪዩር-ፖድያትሪ ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ ስለዘይብሎም፡ ኣብ ፈረንሳ ንምስራሕ ኣብ ሓደ ናይ ፔዲኪዩር-ፖድያትሪ ዲፕሎማ መንግስቲ ዝህብ ትካል ስልጠና ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት መጽናዕቲ ፈረንሳ ዲፕሎማ ክትረክብ ኣለካ።
እንተወሓደ B2 ደረጃ ፈረንሳ ክህልወካ ኣለዎ።
ጽቡቕ ምፍላጥ !
ዓሰርተ ኣርባዕተ ትካላት ስልጠና ፔዲኪዩር-ፖድያትሪ (11 ናይ ብሕቲን 3 መንግስታውያንን) ኣለዋ። ዝርዝር ትካላት ሕክምና እግሪ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም ።
እዞም መጽናዕትታት ብነጻ ኣይኮኑን: ኣብ ናይ ብሕቲ ትካላት ኣብ ዓመት ካብ €5,000 ክሳብ €10,000 ይወስድ፣ ኣብ ቦርዶ፣ ቱሉዝን ማርሴን ኣብ ዝርከባ መንግስታዊ ትካላት ድማ €2,000 (ንዋት ሓዊሱ) ይወስድ። ስልጠና ንምምዋል ዝሕግዙ ሓገዛት ግን ኣለዉ (ስጉምቲ 3 ርአ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ጥዕና
ምምሕዳር
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ትምህርቲ ብዛዕባ ጥዕና ምውሳድ ወይ ምምሃር
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ትምህርቲ ስራሕን ብሓባር እንዳዛነቕካ ምክትታል"ኣልተርናንስ"፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
mgoተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ