
JRS France - JRS
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ምንባብ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምእንቲ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ ።
ዳግማይ ምምሃር ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ምምሃር ሕክምና
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን UE ዲፕሎም ዘለዎም
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምስራሕ ከም ነርስ ወላ ዲፕሎምኩም ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዋላ እኳ እንተኾነ
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን ዘኽእል ስልጠና ምርካብ ኣብ ሆስፒታል እናተኸፈልኩም ንኽትሰርሑ ልምምድ ዝሰርሕ ተማሃራይ ደረጃ ይህልወኩም።
ኣብ ፈረንሳ ኪነዮቴራፒስት ንምዃን ምስ እትደልዩ፣ ዲፕሎምኩም ካብ ናይ UE ወጻኢ እንተኮይኑ ።
ኣብ ፈረንሳ ብ ኸመይ ፊዚዮቴራፒስት ክትሰርሕ ከም እትመሃር ፍለጥ ዝዓለመ ስልጠና።
ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ ናይ UE ዲፕሎም ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳምስልጣን ፓራሜዲክ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እትመሃሩ ፍለጡ።
ምምሃር ተሓጋጋዚ ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎምኩም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ተሓጋጋዚ ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ምውሳድ
ምስልጣን ናይ ኣመጋግባ ክኢላ ብምዃን ኣብ ፈረንሳ
ብኽመይ ናብ ትምህርቲ ብምምላስ ከም በዓል ሞያ ኣመጋግባ ብምዃን ን ኽትሰርሑ ምስ እትደልዩ ፣ ዝዓለመ ስልጠና እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ናይ-እግሪ ሓኪም ንምዃን።
ከም ፔዲኪዩሪስት-ፖድያትሪስት ኮይኑ ክሰርሕ ንኽኽእል ንሰለስተ ዓመት ምምሃር የድሊ።
ምዃን ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ
ምዃን ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎማ፣ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ክትሰርሕ ከም እትኽእል ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ።
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ/
ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
ምስራሕ ከም መምህር ብምዃን ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ንኽትክእሉ
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምስራሕ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ስራሕ ብቕልጡፍ ዝርከቦ
ምርካብ ሰርቲፊኬት እዚ ወረቐት ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝተዋህበ ናይ ፓራሜዲካል ዲፕሎማ ንዘለዎም ስደተኛታት ዝምልከት እዩ።
ምስራሕ ከም ናይ ሕክምና ወሃቢ ህጹጽ ሓገዝ ብምዃን ።
ንምስራሕ እቲ ሓጋዚ ሕክምናዊ ህጹጽ ሓገዝ ኣብ ውሽጢ ማእከላት ጻውዒት ሳሙ ንዝግበር ጻውዒታት ምስራሕ ንምኽኣል።
ምስራሕ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝኾነ ናይ ሕክምና ወይ ፓራሜዲካል ዲግሪ ዘለዎ ኣብ ክሊኒካዊ ምርምር ምስ ዝህልወኩም
ምእንቲ ከም ተሓባባሪ ክሊኒካዊ ምርምር (CRA) ወይ ቴክኒሻን ክሊኒካዊ መጽናዕቲ (TEC) ኮይኑ ምስራሕ
ምስራሕ ኣብ መንግስታዊ ጽላት ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ኣሰልጣኒ ብምዃን
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን
ምዃን መምህር ኣገልጋሊ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት
ምርካብ ዕድል ኣብ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ህዝባዊ መባእታን ካልኣይን ብርኪ ትምህርቲ መምህር ብምዃን ።
ምዃን ኣብ ውልቀ ጽላት ተካኢ መምህር ብምዃን ምስራሕ
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ
ምስራሕ ከም መምህር ብምኳን ኣብ ናይ ግሊ ወይ ውልቂ ቤት ትምህርታት
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም ተሓጋገዝቲ ክንክን ህጻናት ።
ምስራሕ ሓጋዚ ክንክን ህጻናት ኣብ ክልቲኡ ዓውድታት ጥዕናን ቅድመ ቁልዕነትን ይሰርሕ።
ምስራሕ ከም ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ንምዃን።
ምስራሕ ኣብ ክንክን ዓበይቲን ፣ ስልኩላንን እቲ ናይ ህይወት ደገፍ ሞያ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ብቕልጡፍ ክትሰርሕ የኽእለኩም