Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ጂ ኣር ኤ ስ FRS ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ቤት ትምህርቲ JRS ጂ ኣር ኤስ ብነጻ ትምሀርቲ ቃን ፈረንሳይ የቅርብ ፣ ካብ ደረጃ A0 ክሳብ B1ን ሓደሽቲ ስደተኛታትንወረቐት ዘለዎ ሰብ፣ በብደረጅኡ ናይ ቋንቋ ፈረንሳይ ብዕምቆት ክሳብ ኣብ መውዳእታ ወግዓዊ ትምህርቲ እዚ ፣ ድልየት ዘለዎም ድማ፣ ናይ ሰርቲፍኬት ንምሓዝ ዘኽእል ምዃኑ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ።

እዚ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ ፣ ብተግባርን ብቃልን ስራሕን ማሕበረዊ ናብራን ባህልንዊ ንጥፈታት ኣብ ቋንቋ ንምምሃር ዕላምኡ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ኣብ ምዕሟቕ ውልቃዊ ምክትታልን ምግድሳን ኣብ ተማሃሮ ፣ ኣብ ሓደክፍሊ ክሳብ 12 ተሳተፍቲ ራይ የአንግድ

ስልጠና ትምህርቲ ን 9 ወርሒ ዝወስድ ግዜ ፣ በዚ ኣጋጣሚ ንምምሃር ቋንቋ ብጽፉፍን ብዘይ ታህዋኽ ሓይሊ የስተምህር፣ እዚ መደብ 2 ሰዓት ኣብ መዓልቲ ፣ 4 ግዜ ኣብ ሰሙን መታን ፣ ብጽፈት ብውሕሉልን ንምምሃር ይሕግዝ ።

ተምሃሮ ናብ ትምህርቲ ናይ ዶልፍ DELF ክሓልፉ ዝደልዪ ዲፕሎም ናይ ቋንቋ ፈረንሳይ ንምሓዝ ካብ ምንስትሪ ትምህርቲ ፣ዲፕሎም ድሕሪ ምሓዝ ፣ ክእለትኩም የርጋግጸልኩም፣ ፣ በዚ ዝተማህርኩሞ ደርጃ መሰረት ከኣ ናብ ናይ ሞያ ስልጣነ ወይ ናብ ዩንቨርስቲ የእቱ።


እዚ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ፣ ብዙሕ ዓይነት ሓሳብን ተግባርን ዝምህሩ በብዓይነቱ ፣ ምስ ባህልን ሕብረት ሰብን ፣ ( ብሓብር ምምሳይ ብግጥምን ዕላልን ምግላጽ ፣ ምስላጣን ካብ መጽሄት ፣ ካብ ጋዜጣ ንትምህርቲ ቃንቃ ፈረንሳይ፣ ኣብ መውዳእታ ብዓውትን ንምምዕባልን ከምኡ’ውን መዓልታዊ ናብራ ኣብ ፈረንሳ የደንፍዕ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ JRS ዝሎ ቦታ መሊኡ እዩ፣ እንተኾነ ግን ካብ መስክረም ክሳብ ወርሒ ሰነ ፣ ቦታ ኣኣብ ዝተረኽቦ ክንትክኣኩም ንክእል ኢና።

21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • nourምምሕዳር
  • utilisateur_41222952ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_42995259ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_98957857ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_20876292ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • amanexpertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • viktoriaተርጓሚ/ሚት
  • annelisejrsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_356596ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት

Liens utiles