ምስራሕ ካም ናይ ላቦራቶሪ ንምዃን እንተደኣ ናይ ዲፕሎማኹም ካብ ኤውሮጳ ሕብረት ወጻኢ ኮይኑ
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 joursእቲ ናይ ሕክምና ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሕክምናዊ ስነ ህይወት ወይ ብቑዕ ክኢላ ሕክምና ሕክምናዊ ስነ ህይወት ወይ ኣናቶሚካውን ሳይቶሎጂካውን ፓቶሎጂ ትንተናታት ይፍጽም።
እዞም ዝስዕኑ ነገራትዝዓለመ ተግባር እዩ
- ናይ ሕክምና ስነ ህይወት ቤተ ፈተነታት ወይ ላቦራቶሪ፤
- ኣብ ሆስፒታል ቤተ ናሙና ወይ ላቦራቶሪ ፤
- ክኢላ ፓቶሎጂካዊ ኣናቶሚን ሳይቶሎጂን ላቦራቶሪታት፤
- መጽናዕቲ ምክያድ ምስ ነዚ ዘሰላስሉ ትካላ
- ምስ ነዚ ዘሰላስሉ ትካላ ዝተወሰኑ ናይ ባዮቴክኖሎጂ ወይ ናይ ፈተነ ኩባንያታት ምርካብ።
እቲ ናይ ሕክምና ላቦራቶሪ ቴክኒሻን እውን ብመሰረት ደንቢ ዝተቐመጠ ቅድመ ኩነት ደም ምውሳድ ክገብር ይኽእል እዩ።
ከም ቴክኒሻን ላቦራቶሪ ሕክምና ክትሰርሕ፡ ናይ ሕክምና ላቦራቶሪ ቴክኒሻናት ስቴት ዲፕሎማ ወይ ድማ ሓደ ካብቶም ነዚ ሞያ ንምስራሕ ኣፍልጦ ዝረኸቡ ብቕዓታት ክትሕዝ ኣለካ።
እቶም ቀንዲ ኣፍልጦ ዝረኸቡ መደባት ስልጠና፡ ብዘይካ ዲፕሎማ ስቴት ንቴክኒሻናት ላቦራቶሪ፡፤
- ዩኒቨርሲቲ ባችለር ኦፍ ቴክኖሎጂ (BUT) – ስፔሻላይዜሽን ባዮሎጂካል ኢንጅነሪንግ፣ ሜዲካል ባዮሎጂን ባዮቴክኖሎጅን ትራክ
- ላዕለዋይ ቴክኒሻን ሰርቲፊኬት (BTS) ብሜዲካል ባዮሎጂ
- Cette formation permet de travailler dans les biotechnologies, l’agroalimentaire ou l’environnement ;ምዕቡል ቴክኒሻን ምስክር ወረቐት (BTSA) ብባዮሎጂካዊ፣ ባዮቴክኖሎጂ፣ ሕርሻን ከባብያዊ ትንተናን (ANABIOTEC)። እዚ መደብ እዚ ንተማሃሮ ኣብ ባዮቴክኖሎጂ፣ ኢንዱስትሪ ሕርሻ መግቢ፣ ወይ ድማ ኣብ ጽላት ከባቢ ንዝሰርሑ ሞያታት የዳሉ፤
- ሞያዊ ምስክር ወረቐት ንናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻናት ኣብ ኬሚስትሪ፣ ባዮኬሚስትሪን ባዮሎጂን፣ ብኮንሰርቫቶሪ ናሽናል ደስ ኣርትስ ኤት ሜቲየርስ (CNAM) ዝቐርብ። ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ስለዝኾነ፡ ነቶም እናተማህሩ ክሰርሑ ዝደልዩ ሰሓቢ ኣማራጺ ይገብሮ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እንተደኣ ፣ ንስኹም ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ኮይኑ ዲፕሎማኩም ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ የብሉን።
ስለዚነዚ ንምግባር ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ንምርካብ መደብ ስልጠና ክትውስዱ ኣለኩም። እቲ መደብ ብልምዲ ክልተ ወይ ሰለስተ ዓመት ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ድሮ ናይ ክልተ ዓመት ድሕሪ ካልኣይ ደረጃ ብቕዓት (BAC+2) እንተሃልዩኩም ግን፡ ነቲ ዲፕሎማ ኣብ ሓደ 1 ወይ ክልተ 2ዓመት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ስለዚነዚ ንምግባር ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ንምርካብ መደብ ስልጠና ክትውስዱ ኣለኩም። እቲ መደብ ብልምዲ ክልተ ወይ ሰለስተ ዓመት ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ድሮ ናይ ክልተ ዓመት ድሕሪ ካልኣይ ደረጃ ብቕዓት (BAC+2) እንተሃልዩኩም ግን፡ ነቲ ዲፕሎማ ኣብ ሓደ 1 ወይ ክልተ 2ዓመት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ምፍላጡ ዘገድስ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ናይ ፋርማሲ ዲግሪ ምስ ዝህልወኩም፡ ኣብ ፈረንሳ ከም ፋርማሲስት ክትሰርሕ ነዊሕን ከቢድን መስርሕ ከይሓለፍኩም፡ recherche clinique, sከም ቴክኒሻን ላቦራቶሪ ወይ ኣብ ክሊኒካዊ ምርምር ዳግማይ ክትስልጥን ትኽእል።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ምምሕዳር
ጥዕና
ትምህርቲ ብዛዕባ ጥዕና ምውሳድ ወይ ምምሃር
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ትምህርቲ ስራሕን ብሓባር እንዳዛነቕካ ምክትታል"ኣልተርናንስ"፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
john14ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ