ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуሓያሎ ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ ክሳብ 7 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት፡ ዲፕሎማ ከይሓዙ ወይ ምስ BAC ክትድግፍ የኽእኩም ።
- ተሓጋገዝቲ ቆልዑ ካብ 3 ወርሒ ክሳብ 3 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ ዝቕበሉ መዋቕራት ንምስራሕ ። ኣብ ምቕባልን ምድጋፍን ህጻናት ምስታፍ: ክንክንን ጽሬት ምሕላው: ንጥፈታት ቅድመ ትምህርቲ: ሓገዝ መግቢ ወዘተ። ከምኡ ውን ተራ ኣምሕደራ ስቶክን መክዘን ምኽፋትን ምዕጻውን ማዕጾታት ምርግጋጽ ድሕነት ምሕላው ውን ዘጠቓለለ እዩ ።
- እቲ ኣላዪ ህጻናት ካብ 1 ክሳብ ዝበዝሐ 4 ህጻናት (ብሓፈሻ ትሕቲ 3 ዓመት)፡ ኣብ ገዛን/ወይ ኣብ መዋእለ ህጻናት ስድራቤትን ወይ ኣብ ገዛ ኣላዪ ህጻናት ንምክንኻን ምኽኣል። ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ወይ ምውጻእ ምስናይ ። እቲ ዕላማ ምስ ካልኦት ቆልዑን ዓበይትን ንምልማድን እዩ እዩ።
- እቲ ናይ ቅድመ ቁልዕነት ኣመሓዳሪ ቅድመ/ወይ ድሕሪን ክፍሊን ኣብ ናጻ ግዜን (ረቡዕ፡ በዓላት) ነቶም ህጻናት ምክንኻን። ብሓጎስ ይቕበሎም፣ ጸወታን ምውጻእን የዳሉ። ፈጠራዊ ፕሮጀክትታት ከቕርበሎም ምኽኣልን ። እቲ ስራሕ መብዛሕትኡ ግዜ ብኽፋል በብ እብረ እዩ ዝስራሕ።
- ስንኩላን ተምሃሮ ምድጋፍ (AESH) ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ደስ ዝብል ምክንኻን ርእሰ-ምሕደራን ስንኩላን ተማሃሮ የቃልል። ኣብ ግዜ ክፍሊ ንሓደ ወይ ልዕሊኡ ስንኩላን ተማሃሮ ይድግፍ። እቲ ቆልዓ ትምህርቱ ክርድኦን ክዝክሮን ምሕጋዝ። ምስ ካልኦት ሰባት ክራኸብ እውን ንምትብባዕ ኩሉ ዘድሊ መዓልታዊ ሓገዝ ይገብረሉን። መብዛሕትኡ ግዜ ብኽፋል ግዜ ይሰርሕ።
ምፍላጡ ዘገድስ
እዚ ወረቐት ብፍላይ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ኣብ ዓውዲ ንእስነት ዝሰርሑ ፣ ትሕቲ 7 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ ምድጋፍ ተመኩሮ ዘለዎም ሰባት ዝዓለመ እዩ።
ኣብ ሓደ እዋን ምጽዳቕ ዝተረኽበ ተመኩሮ (VAE) ኣብ ዝውድኡሉ ወይ ኣብ ንእስነቶም ዲፕሎማ ንምርካብ ኣብ ዝስልጥኑሉ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ይኽእሉ።
እዚ ወረቐት ብፍላይ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ኣብ ዓውዲ ንእስነት ዝሰርሑ ፣ ትሕቲ 7 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ኣብ ምድጋፍ ተመኩሮ ዘለዎም ሰባት ዝዓለመ እዩ።
ኣብ ሓደ እዋን ምጽዳቕ ዝተረኽበ ተመኩሮ (VAE) ኣብ ዝውድኡሉ ወይ ኣብ ንእስነቶም ዲፕሎማ ንምርካብ ኣብ ዝስልጥኑሉ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ይኽእሉ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ስራሕ
ምምሃር
ምምሕዳር
ስራሕ ምርካብ፣
ምርካብ ምስክር ወረቓት ዲፕሎላን ተመኩሮታትን
ምስክር ወረቓቕተይ ማለት ዲፕሎመይን ተመኩሮታተይን"ENIC-NARIC / VAE"ተቐባቅልነት ከምዝረክብ ምግባር፣
ኣፍልጦ ናይ ዝነበረኩም ዲፕሎማን ወይ ውን ተመክሮ
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
edgar berthelierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
nonomተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
a.banerjeeተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት