ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ፣ ዲፕሎማኹም ካብ ኤውሮፓዊ ሕብረት ወጻኢ እንተኾይኑ
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un jourእንተደኣ ደሊኹም ኣብ ዝተወሰኑ ሞያታት ክንክን ጥዕናን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ብቕልጡፍ ክትሰርሕ ክትጅምር ትኽእሉ ኢኹም።
በዚ ዝምልከት ክልተ ዓይነት ስራሕ ኣለዉ፤
- ብዘይ ስልጠናዊ ብቕጽበት ዝረኽብዎ ስራሕ (ወይ ንገለ ሰዓታት ዝጸንሕ ስልጠናታት ) : agent de service hospitalier, ኣብ ሆስፒታል brancardier, auxiliaire ambulancier. ኣምቡላንስ ኣብ እትሰርሓሉ እዋን፡ validation des acquis d’expérience (VAE) ዲግሪ ረኺቡ ከም aide-soignant, auxiliaire de vie sociale ተሓጋጋዚ ሓኪም ወይ auxiliaire de puériculture.ነርሳት
- ድሕሪ ሓጺር ስልጠና ዝረኽብዎ ሞያታት፤ : auxiliaire de puériculture, auxiliaire de vie sociale, ወይ aide-soignant.
ምፍላጡ ዘገድስ!
እንተደኣ ነቶም ሓደ ካብቶም ኣርባዕተ ናይ ሕክምና ዲፕሎማታት ዘለዎም (ዶክተር፡ ፋርማሲስት፡ መሕረሲት ወይ ሓኪም መጥባሕቲ ስኒ) ፡ ንቕልጡፍ ስራሕ ዝያዳ ዝምችእ ሓጸርቲ ወይ ዝተቐላጠፈ ስልጠናታት ምኽታል ይከኣል እዩ፤
- ሓካይምን መሕረስቲን ከም ነርስ infirmier. ኮይኖም ንኽሰርሑ ዝተቐላጠፈ ስልጠና ኣሎ ።
– ሓካይም ስኒ ከም ተሓጋጋዚ ስኒ ኮይኖም ክሰርሑ ቅልጡፍ ስልጠና ክዛዝሙ ይኽእሉ ።e assistant dentaire.
- ፋርማሲስት ኣብ ክሊኒካዊ ምርምር ክሰርሑ ይኽእሉ dans la recherche clinique.

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ጥዕና
ስራሕ
ምምሕዳር
ስራሕ ምርካብ፣
ምስራሕ ኣብ ዓውዲ ሕክምና
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
ምርካብ ምስክር ወረቓት ዲፕሎላን ተመኩሮታትን
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
nuriaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nora42ተርጓሚ/ሚት
mariya9ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
andrei samokhotkinተርጓሚ/ሚት
mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት