ኣብ ፈረንሳ ኪነዮቴራፒስት ንምዃን ምስ እትደልዩ፣ ዲፕሎምኩም ካብ ናይ UE ወጻኢ እንተኮይኑ ።
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisናይ ፊዝዮ ትራፒ ዲፕሎም ምስ ዝህልወኩም እዮ፣ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ መለክዒ ምስ ዝኸውን ፣ ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ ስለዘይብሉ፣ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ንምህላው፣ ልምምድን ናይ ስራሕ ክእለትን ንምጥራይ ዳግማይ ትምሃሩ ይግባእ ።
እቲ፣ ስልጠና ንሓሙሽተ ዓመት ማለት (ቀዳማይ ዓመት ዩኒቨርሲቲ ድሕሪኡ ፣ ኣርባዕተ ዓመት) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ብ ክልሰ-ሓሳባዊን ግብራዊ ዝካየድ እዩ።
ድሮ ኣብ ሃገርኩምፊዚዮቴራፒስት ብምዃን ፡ ካብ ፍሉይ መጻረዪ ብምሕላፍ ናብ ትካል ስልጠና ክትኣትዉ ትኽእሉ ኡኹም። ድሕሪኡ ድማ ናይ መጽናዕቲ ረድኤት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ (ስጉምቲ 1 ተወከስ)።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ክሳብ 47 ናይ ማሶ-ኪነሲቴራፒ ስልጠና ትካላት ኣለዋ፣ ናይ ብሕቲ ይኹን መንግስታዊ (voir la liste en cliquant ici). ። ዋጋ መጽናዕቲ ከከም ኢንስቲትዩት ኣብ ዓመት ካብ €170 ክሳብ €9,300 ይበጽሕ። ማእከላይ ወጻኢታት €4,500 ኮይኑ፡ ሓገዝ ግን ኣሎ (ደረጃ 2 ርአ)።
እንተወሓደ B2 ደረጃ ፈረንሳ ክህልወኩም ኣለዎ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት