ምስራሕ ከም ተሓጋገዝቲ ክንክን ህጻናት ብምዃን
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 joursምእንቲ ከም ሓገዝቲ ክንክን ህጻናት ፣ንህጻናት ክንክን ብቀጥታ ፡ ኣብ መዋእለ ህጻናት ይኹን፡ ኣብ ክፍሊ መሕረሲ ወይ ኣብ ኣገልግሎት ሆስፒታል።
እቶም ኣብዚ ዓውዲ እዚ ዝስልጥኑ ንመንእሰያት፣ ንዕብየቶም ኣብ ግምት ብምእታው፣ ኣብ ንቕሓትን ጽቡቕ ሂወትን ኣበርክቶ ይገብሩ። ንወለዲ እውን ክንሕግዙ ዝተዳለወ መደብ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ እንተደኣ ከም ተሓሓጋዝቲ ክንክን ህጻናት ኮይንኩም ክትሰርሑ ደሊኹም ፡ ናይ ግዝኣት ሓጋዚ ክንክን ህጻናት ዲፕሎማ ክህልወኩም ኣለዎ ። ነዚ ዲፕሎማ ንምርካብ ኣብ እዚ ሊንክ ኣዚ ብምኻድ ክትገብርዎ ትኽእሉ ኢኹም fiche du diplôme sur le site de la VAE እንተኾነ ግን ካብ ፈረንሳ ወጻኢ ንዝንበረኩም፣ ኣፍልጦ ዲፕሎም ናይ ፓራሜዲካል ዲፕሎማ ዘለዎም ar travailler dans le médico-social ስደተኛታት ኣብ ሞያኦም ክሰርሑ ብቕልጡፍ ከም ተሓጋገዝቲ ክንክን ህጻናት ኮይኖም ክሰርሑ ይኽእሉ እዮም።
ኣብ ካልእ ኩነታት፡ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ሓጋዚ ክንክን ህጻናት (DEAP) ንምርካብ፡ ነቲ ናይ ፈረንሳ ስልጠና ክትክተል ኣለካ። le diplôme d’État d’auxiliaire de puériculture (DEAP).ኣብ ካልእ ኩነታት፡ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ሓጋዚ ክንክን ህጻናት (DEAP) ንምርካብ፡ ነቲ ናይ ፈረንሳ ስልጠና ክትክተል ኣለካ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብዚ ዓውዲ ተመኩሮ እንተሃልዩኩም፡ “Expériences sans frontières”.ሳላ “ተመክሮታት ብዘይ ዶብ” ዝብል ስርዓት፡ ናይ ሓጋዚ ክንክን ህጻናት ዲፕሎማ ንምርካብ፡ ሞያዊ ተመኩሮኩም ከም ዝረጋገጽ ክረጋገጽ (VAE) ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም ። ነዚ ንምግባር እንተወሓደ ሓደ ዓመት ኣብ መዳያት ክንክን ህጻናት ፣ክንክን ጽሬትን ዝሰራሕኩም ክትኮይኑ ኣለኩም።
ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ምስቲ VAE ትሰርሓሉ እዋን ብምስራሕ ክትጅምሩ ትኽእሉ ኢኹም ።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ጥዕና
ስራሕ
ምምሕዳር
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ስራሕ ምርካብ፣
ምስራሕ ኣብ ዓውዲ ሕክምና
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ነቲ ዝመሃሮ ስልጠና ክኸፍል ምኽኣል፣
ምርካብ ምስክር ወረቓት ዲፕሎላን ተመኩሮታትን
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
Aceምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mariya9ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
sabirተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት