ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን UE ዲፕሎምን ተመኩሮን ዘለዎም
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 дні томуእቲ ሓጋዚ ነርስ ንውልቀሰባት ብናይ መዓልታዊ መነባብሮ ንጥፈታት ይድግፍን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ናይታ ነርስ ክንክን ይህብን።
ኣብ ፈረንሳ ከም ተሓጋጋዚ ነርስ ኮይንካ ክትሰርሕ፡ ናይ መንግስቲ ዲፕሎማ ንሓገዝቲ ነርስ (DEAS) ክትሕዙ ኣለኩም።
ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝተረኽበ ናይ ነርሲንግ ተሓጋጋዚ ወይ ናይ ነርሲንግ ብቕዓት ብቐጥታ ኣብ ፈረንሳ ክሰርሕ ኣይፈቅድን፤ እንተኾነ ግን ነቲ ወናኒ ካብ ዝተወሰኑ ስልጠናታትን ፈተናታትን ነጻ ንኽኸውን ብቑዕ ይገብሮ፣ እዚ ድማ DEAS diplôme d’État d’aide-soignant ብቕልጡፍ ንኽረክቡ ተኽእሎ ኣሎ።
እቲ መደብ ስልጠና ብተዛማዲ ሓጺር ኮይኑ፡ ውልቀሰባት ኣብ ጽላት ክንክን ጥዕና ስራሕ ንኽረኽቡ ዘኽእል እዩ። ንነርስን ካልኦት ናይ ወጻኢ ብቕዓት ዘለዎም መሻርኽቲ ሰብ ሞያ ጥዕናን፡ ቅድሚ ኣብ ፈረንሳ ሞያኦም ምጅማሮም፡ ስልጠናኦም እናቐጸሉ ክሰርሑ ዝደልዩ መፍትሒ ክኸውን ይኽእል።
እቲDEAS እዚ ሰነድ እዩ እን ከም ተሓጋጋዚ ሓኪም ብምዃን የስርሓኩም assistant médical
እቲ ልጠና 1 540ሰዓታት (ዳርዳ 11 ኣዋርሕ ይወስድ)
ኣብ መስርሕ ምምልካት ናይ ፈረንሳ ብቕዓት መርትዖ ክሕተት ይኽእል። ኣንፎ Réfugiés.info : "Avoir une certification officielle du niveau de français"
ኣረጋግጹ ኣንተደኣ እቲ ኩነታት ዝምልከተኩም ወይ ዝግብኣኩም ኮይኑ ከተረጋግጹ ትኽእሉ ኢኹም
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ጥዕና
ምምሕዳር
ትምህርቲ ብዛዕባ ጥዕና ምውሳድ ወይ ምምሃር
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
ምስክር ወረቓቕተይ ማለት ዲፕሎመይን ተመኩሮታተይን"ENIC-NARIC / VAE"ተቐባቅልነት ከምዝረክብ ምግባር፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
john14ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianne24ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ