ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 joursእንተደን ኣብ ሃገርኩም ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስት ወይ መሕረሲት ኮይንካ ክትሰርሕ ብቑዕ ዲግሪ ኣለካ ድዩ? ኣብ ፈረንሳ ብዙሕ ደረጃታት ዘለዎ መስርሕ ፍቓድ (PAE) ምስ ወዳእኩም ሞያኹም ክትሰርሑ ትኽእሉ ኢኹም።
እዚ መስርሕ እንተወሓደ ካብ ሰለስተ 3 ክሳብ ኣርባዕተ 4 ዓመት ይወስድ።
እዚ ንምግባር፣ ግዴታ እዩ፣ ደረጃ B2 ቋንቋ ፈረንሳ የድሊ፡ ደረጃ C1 ግን ይምከር።
ምፍላጥ ዘገድስ !
ቅድሚ መስርሕ ፍቓድ ምጅማር ቅድሚ መስርሕ ልምምድ ፍቓድ ምጅማርካ፡ ክትገብር ትኽእል ኢኻ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት። obtenir une Autorisation d’exercice provisoire (AEP). እዚ ፍቓድ እዚ ኣብ ትካል ክንክን ጥዕና ከም ግዝያዊ ውዕላዊ ተሓጋጋዚ በዓል ሞያ (PACT) ክትሰርሕ የኽእለካ። AEP ምህላው ርኡይ ብልጫታት ኣለዎ: ኣብ ርእሲ ቲ ስራሕ ንምርካብ ምምችቻው: ብውሽጢ ውሽጢ ንፈተናታት ክትምዝገብን ዝተቐለለ ፈተናታት ክትወስድን የኽእለካ።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!
- እንተደኣ ነዚ ንምግባር ፣ ኣብ መበቆል ሃገርካኩም ድሮ፣ሓኪም ወይ መሕረሲት ብምዃን ድሕሪ ዲፕሎም ናይ ስራሕ ልምዲ እንተሃልዩኩም ፡ ከም ነርስ ንኽትሰርሑ ናይ 6 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ክትገብሩ ን ምኽኣኡ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንኪ ናይ ረፉጂ ኣንፎ ብምጥዋቕ ተወከሱ።
> =ንዝያዳ ሓበሬታ ይረፉጂ ኣንፎ ተወከሱ :Réfugiés.info "Devenir infirmier en ayant un diplôme hors UE"
- ከምኡውን እንተደኣ ኣብ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ክትሰርሑ ዘኽእለኡም ናይ ስኒ ሓኪም ዲፕሎማ እንተሃልኩም፡ ከም ፋርማሲስት ኮይንኩም ንምስራሕ ክትሰርሕ ቅልጡፍ ስልጠና ናይ ምውሳድ ተኽእሎ ኣለኩም። ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ረፉጂ ኣንፎ ተወከሱ
ንዝያዳ ንባብLire la fiche Réfugiés.info "Devenir assistant dentaire en France"
- ኣብ ሃገርካ ናይ ሕክምና ወይ ፋርማሲ ፍሉይ ዲግሪ እንተጀሚርካ (1 ወይ 2 ዓመት) ወይ ወዲእካ እንተኾንካ፡ ኣብ ፈረንሳ ከም "ተዋሳኢ ልምምድ" ክትሰርሕ ዘኽእለካ ፍሉይ ስልጠና ክትወስድ ትኽእል ኢኻ።

Lire la fiche Réfugiés.info "Se former tout en travaillant pour les médecins spécialistes ou pharmaciens spécialistes"
እዚ fiches pratiques ብተወሳኺ ኣብ ጽላት ጥዕና ስልጠናን ስራሕን ንምርካብ ካልኦት ክኾኑ ዝኽእሉ መንገድታት የቕርቡ፣ ንስኻ ድማ ሞያኻ ምሉእ ብምሉእ ክትለማመድ ክትክእል ትጽበ።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
asma33ተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
felipe rosselotተርጓሚ/ሚት
mgoተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
nuriaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ