ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳ፣ ካብ ናይ UE ዲፕሎም ወጻኢ ምስ ዝኸውን
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 joursእንተደኣ መራሒ ኣምቡላንስ ምቹእ መኪና ተጠቒሙ መጓዓዝያ ናይቶም ዝተጎድኡን ዝሓመሙን የረጋግጽ። ብቕልጡፍ ናብ ሓደ ማእከል ክንክን ንምብጻሕ ክኽተሎም ዘለዎ ቀንዲ መንገድታት ጽቡቕ ኣፍልጦ ክህልዎ ኣለዎ። ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታል ውን ምዕቃብ ምምሕዳራዊ ሰነዳት ከረጋግጽ ኣለዎ።
ኣብ ፈረንሳ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ናይ ኣምቡላንስ ቴክኒሻን ብቕዓት ዘለዎም ውልቀሰባት፡ ንመንግስታዊ ዲፕሎማ ቴክኒሻናት ኣምቡላንስ ንምርካብ ኣብ ፍሉይ ትካል ስልጠና ክዛዝሙ ኣለዎም።
ገለ ናይ ፈረንሳ ብቕዓታት (ከም ሓጋዚ ነርስ፣ ሓጋዚ ማሕበራዊ ክንክን፣ ወይ ሓጋዚ ሕክምና) ንወነንቲ ካብ ስልጠና ነጻ ክኾኑ መሰል ይህቡ ዝርዝር ሓበሬታ (comme aide-soignant, auxiliaire de vie sociale ወይ assistant médical) ።
ኣብ እዚ ስዝዕቡ ዝርዝራት ናይ ተኽእሎታት ተወከሱ l'arrêté du 11 avril 2022.
ነቲ ናይ ስልጠና ኮርስ ብስራሕ-መጽናዕቲ። alternance (መሰረት ምውሳድ ይከኣል እዩ (ማለት ኣብ ክፍሊ ክትሳተፍን ኣብ ሓደ እዋን ክትሰርሕን ትኽእል ኢኻ)
ስልጠና ሰራሕተኛታት ኣምቡላንስ ብዘይ ዲፕሎማ ንምስራሕ ሰኽእል መደብ ስልጠና ምክትታል ይከኣል እዩ ዝበጽሕ ኮይኑ 6 ወርሒ ዝጸንሕ እዩ።
ነቲ ስልጠና ንምውዳእን ነቲ ናይ ምእታው ቃለ መሕትት ንምሕላፍን ጽቡቕ ደረጃ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ፈረንሳ የድሊ። ደረጃ B2 ክህሉ ይምከር።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ጥዕና
ምምሕዳር
ትምህርቲ ብዛዕባ ጥዕና ምውሳድ ወይ ምምሃር
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ትምህርቲ ስራሕን ብሓባር እንዳዛነቕካ ምክትታል"ኣልተርናንስ"፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
john14ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
nuriaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
leo sennikovተርጓሚ/ሚት
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት