ምምሃር ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝህልወኩም - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ፋርማሲስት ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎም ካብ UE ወጻኢ ምስ ዝህልወኩም

ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 13 jours

እቲ ናይ ፋርማሲ ፍታሕ ወይ ካፕሱላት ኣዳልዩ ገለ ትንተናታት (ኣልቡሚን፡ ግሉኮስ ወዘተ) ይገብር። ብተወሳኺ ሓላፊ ምሕደራ ንብረት (ቀረብ፣ ምርግጋፅ ምብጻሕ ወዘተ)ን መሸጣን እዩ። ኣብ ትሕቲ ሓላፍነት ፋርማሲስት እዩ።

ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝርከቡ ናይ ፋርማሲ ተሓጋጋዚ ዲፕሎማታት ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ ስለዘይብሎም ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ንምርካብን ልምምድ ክገብሩን ዳግማይ ትምህርቶም ክጅምሩ ኣለዎም።

ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝተረኽበ ናይ ፋርማሲ ቴክኒሻን ብቕዓት ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ የብሉን።ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ናይ ፈረንሳ ብቕዓት ንምርካብን ልምምድ ክገብሩን መጽናዕቶም ዳግማይ ክጅምሩ ኣለዎም።

ንምልምማድ፡ DEUST (Diplôme d’études universitaires scientifiques et techniques) ከም ቴክኒሻን ፋርማሲ ክትሕዝ ኣለካ። እቲ መደብ ስልጠና ንኽልተ ዓመት ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ብመንገዲ ስራሕ-መጽናዕቲ ምድላው ይዛዘም።

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ነዚ ንምግባር እንተወሓደ B2 ደረጃ ፈረንሳ ክህልወካ ኣለዎ።ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ናይ ፋርማሲ ዲግሪ እንተሃልዩካ፡ ኣብ ፈረንሳ ከም ቴክኒሻን ፋርማሲ ክትሰርሕ ኣብ መደብ ስልጠና ቴክኒሻን ፋርማሲ DEUST ክትምዝገብ እውን ትኽእል ኢኻ-ብፍላይ ከም ፋርማሲስት ክትሰርሕ ፍቓድ ክትከታተል ከለኻ። ከከም ተመኩሮኻ፡ ብመንገዲ እቲ DEUST ዝህብ ዩኒቨርሲቲ ኣቢልካ ንናይ ቅድመ ትምህርቲ ምጽዳቕ (VAE) ከተመልክት ትኽእል ኢኻ። une validation des acquis de l’expérience (VAE) aupመስርሕ VAE ንገለ ክፋል ናይቲ ብቕዓት ከተረጋግጽን ንገለ ክፋል ናይቲ ስልጠና ጥራይ ክትውድእን ወይ ድማ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ነቲ ስልጠና ከይወሰድካ ብቐጥታ ነቲ ዲፕሎማ ክትረክብ የኽእለካ።
ምፍላጡ ዘግድስ
ናይ ካልኣይ ደረጃ ዲፕሎማ ወይ ተመጣጣኒ ብቕዓት ክትሕዝ ኣለካ።
ትካላት ስልጠና ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዲፕሎማ እንተሃልዩካ ናይ ምውድዳር መግለጺ ክጠልባ ይኽእላ እየን። እዚ ኣገልግሎት ንሓተትቲ ዑቕባን ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ወይ ግዝያዊ ሓለዋን ብነጻ እዩ። Lire la fiche Réfugiés.info : "Faire reconnaître un diplôme étranger en France (ENIC-NARIC)"ና
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ነቲ ስልጠና ንምዝዛም፡ ኣብ ፋርማሲ ንምስራሕን ምስ ሕሙማትን ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕናን ንምርድዳእን ብናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ ደረጃ B2 የድሊ።

ከመይ ንገብሮ?

ስልጠና ቴክኒሻን ፋርማሲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፈረንሳ ትራቫይል ክትደልዩ ትኽእሉ ኢኹም፤formation de préparateur en pharmacie site de France Travail :ንምምጋብ

ፈላመ mot-clé "préparateur en pharmacie", ብምስዓብ ናይ ኣከባኢኹም አይ ናይ ዞባኹምምቁጽሪ ብምጥዋቕ ኣብኡ ዘሎ ተኽእሎታት ረኣይዎ.

ብዙ ኣማራጺታት ኣለኩም ኣብት እቲ DEUST préparateur technicien en pharmacie ዝብል

ሓያሎ ኣማራጺታት ይከኣል እዩ፤

  • ብመገዲ Parcoursup (ብመገዲ ሊሴ lycéensትምህርቲ ከም ዝወዳእኩም ዘርኢ) ;
  • ከምኡውን candidature directe ብመገዲ ወሃብቲ ስልጠና
  • ካልእ ውን ብ la validation des acquis de l’expérience (VAE) .ኣብ ዓውዲ ፋርማሲ ርኡይ ሞያዊ ተመኩሮ እንተሃልዩኩም

La VAE ኣብ ሞያዊ ተመኩሮኻ ተመርኲስካ ክእለትካ ኣፍልጦ ክረክብ የኽእለካ። ንገለ ክፋል ናይ ሓደ ብቕዓት ከተረጋግጽን ንገለ ክፋል ናይቲ ስልጠና ጥራይ ክትውድእን ትኽእል ኢኻ፣ ወይ ድማ-ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት-ዝኾነ ስልጠና ከይወሰድካ ብቐጥታ ነቲ ብቕዓት ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ። ኣስተውዕሉ: እቲ መስርሕ ሓያሎ ኣዋርሕ ክወስድ ይኽእል እዩ።

.ቀጥታዊ መመልከቲታትን መስርሕ VAE consulter le site de la formation ou de contacter ን እቶም ዝምረጽ መንገድታት እዮም። ኣድላዪ ስጉምትታት ንምፍላጥ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይቲ መደብ ምብጻሕ ወይ ምስቲ ትካል ርክብ ምግባር ይምከር።

ኣስራሒ ክትደልዩ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ኣብ መርበብ site de France Travail ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወይ "apprenti préparateur en pharmacie" ዝብሉ ቁልፊ ቃላት ብምጥቃም፤
  • ብቐጥታ ምስ ናይ ከባቢ ማሕበረሰብ ፋርማሲታት ብምርኻብ፤
  • ትካል ስልጠናኻ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሰልጠንቲ ዝቖጽራ ፋርማሲታት እንተሃልየን ብምሕታት፤
  • ካብ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልኩም ወይ ካብ *ሚሽን ሎካል*ኩምe Mission Locale (ትሕቲ 26 ዓመት እንተኾይንኩም) ሓገዝ ብምሕታት።

ሲቪኻንCV ናይ ተበግሶ ደብዳቤኻን CV et une lettre de motivationእውን ናብ ፋርማሲታት ክትሰድድ ትኽእል ኢኻ፣ ዋላ ስራሕ ምኽፋት ኣብ ዘይለጠፉሉ እዋን።

ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ኣስራሒ ምድላይካኩምምስቲ ናይ ስልጠና ትካል ክትራኸብ ይምከር። ገለ መደባት ስልጠና ንሕጹያት ፋርማሲ ኣብ ምርካብ ይሕግዙን ነቲ ውዕል ዝፈርመሉ መዓልታት ክመኽሩኹም ይኽእሉን እዮም።


መደብ DEUST ንኽልተ ዓመት ዝጸንሕ ኮይኑ፡en alternance ኣብ መንጎ እቲ ትካል ስልጠናን ፋርማሲን እናተቐያየረ ብስራሕ-መጽናዕቲ ዝውሰድ እዩ።

ቅድሚ ነቲ ስልጠና ምጅማርካ፡ ኣስራሒ ረኺብካ፡ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ዝተመዝገብካ ደላይ ስራሕ እንተኾንካ፡n contrat d’apprentissage jusqu'à 29 ans ou de professionnalisation ናይ ስራሕ ልምምድ ውዕል (ንክሳብ 29 ዓመት ዝዕድሚኦም) ወይ ናይ ሞያ ውዕል (ን26 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም) ክትፍርም ኣለካ።

ብድሕሪኡ’ከ ?

ከም ቴክኒሻን ፋርማሲ ኮይኑ ዝሰርሑ ምኽኣል

DEUST ናትካ ምስ ረኸብካ፡ ኣብ ፋርማሲ (i.e.፡ ማሕበረሰባዊ ፋርማሲ) ከም ኦፊሻን ፋርማሲ ክትሰርሕ ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ናይ offres d’emploi ኣብ እዚ ወብሳይት ድለዩ site de France Travail :

ነዚ ንምግባር mots-clés ብምጽሓፍ "préparateur en pharmacie" ou " préparateur en pharmacie d’officine" ዝብል ጠውዑ .
ኣብ ኣውራጃኹም ዘሎ ሓበሬታ ብቑጽሪ እንኻድኩም ድለዩ


ትምህርትኻ ምቕጻልs


ድሕሪ እብ DEUST, une procédure passerelle DEUST ድሕሪ ምዝዛምካ፡ ድልድል ፕሮግራም ናብ ካልኣይ ወይ ሳልሳይ ዓመት ትምህርቲ ፋርማሲ ንምእታው ከተመልክት የኽእለካ። መእተዊ ምሩጽ እዩ፣ ቁጽሪ ቦታታት ድማ ውሱን እዩ። መመልከቲኻ ብፓነል ይግምገም፣ ኣብ ሓጺር ዝርዝር ዝኣተዉ ሕጹያት ድማ ንቃለ መሕትት ይዕደሙ።
ብድሕሪኡ እቲ ፓነል፡ ብመሰረት ፕሮፋይል እቲ ሕጹይ፡ ናብ ካልኣይ ወይ ሳልሳይ ዓመት ምእታው ይውስን።

ኣብ ሓደ ዓመት ስፔሻላይዝ ብምግባር ንምዃን እውን ይከኣል እዩ...préparateur en pharmacie hospitalière (PPH).

ኣብ መወዳእታ፡ ኣብ ሓደ ፍሉይ ዓውዲ (ደርሞኮስመቲክስ፡ መሳርሒታት ሕክምና፡ ፋይቶቴራፒ፡ ኦርቶፔዲክስ፡ ዕጸ-ፋርስ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ተኽሊ ዝተመርኮሰ ፍርያት ጥዕና ወዘተ) ክትነጥፍ ትኽእል ኢኻ።

ክልተ ኣማራጺታ

  • እቲ ብ CQP (Certificats de Qualification Professionnelle) ኣብ ማእከላት ስልጠና ልምምድ ፋርማሲ (CFAs) ዝቐርቡ ናይ ሓደ ዓመት ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ስልጠና መደባት እዮም።
  • .ሞያዊ ናይ መጀመርታ ዲግሪ ወይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU)።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዞም ስፔሻላይዜሽን ኣብ ማሕበረሰባዊ ፋርማሲታት፡ ኢንዱስትሪ መድሃኒት፡ ወይ ትካላት ክንክን ጥዕና ጠቐምቲ ክኾኑ ይኽእሉ። (pharmacie)ድሕሪ ናይ 5 ዓመት ተመኩሮ፡ ኣብ ማእከል ስልጠና ቴክኒሻናት ፋርማሲ መምህር ክትከውን ትኽእል ኢኻ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • john14ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • nuriaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles