ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursዲፕሎምኩም፣ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ኣብ እትርከብ ሃገር እሞ፣ ከም፣ ስፔሻሊስት ዶክተር ወይ ስፔሻሊስት ፋርማሲስት ኲይንኩም ናይ ምስራሕ፣ ፍቓድ ዝህበ ዲፕሎማ እንተለኹም፣ ወይ ድኣብ ሓደ ካብዞም ክልተ ዓውድታት ፍሉይ ሞያ ጀሚርኩም እንተኾይንኩም?
- እዚ ማለት፣ ንዲፕሎማ ፍሉይ ሕክምናዊ ስልጠና ( DFMS )
- ወይ ንዲፕሎማ ምዕቡል ፍሉይ ሕክምናዊ ስልጠና ( DFMSA ) ከተመልክቱ ትኽእሉ ኢኹም። እዞም ዲፕሎማታት እዚኦም ክልሰ-ሓሳባዊ ስልጠናን ግብራዊ ስልጠናን ክትከታተል ዘኽእሉ እዮም።
እንተደኣ እዞም ዲፕሎማታት ተማሃሮ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ክልሰ-ሓሳባዊ ስልጠናን ግብራዊ ልምምድን ክከታተሉ የኽእኩም።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣስተውዕሉ ሓፈሻዊ ሓካይም ንDFMS ወይ DFMSA ከመልክቱ ከምዘይክእሉ ምስትውዓል ይግባእ።
እዚ ብ DFMS ዲኤፍኤምኤስ ኣብ መስርሕ ስፔሻላይዜሽን ንዝነበሩ ውልቀሰባት ምዃኑ ፍለጡ (ኣብ ውሽጢ እተን ቀዳሞት ክልተ ዓመታት) እዩ።
DFMSA ድሮ ስፔሻሊስት ሕክምና ወይ ፋርማሲ ዲግሪ ንዘለዎም ውልቀሰባት እዩ።
ኣገዳሲምፍላጡ ዘገድስ!
ምህላው እዘን ክልተ ዲፕሎማታት ብቐጥታ ኣብ ፈረንሳ ከም ስፔሻሊስት ክትሰርሕ ኣይፈቕዳን እየን። ብኻልእ ወገን ድማ ኣብ ዲኤፍኤምኤስን ዲኤፍኤምኤስኤን ዝተመዝገቡ ሓካይምን ፋርማሲስትን ኣብ እዋን ስልጠናኦም በቲ ኣአንጋዲ ሆስፒታል ምሉእ ግዜ ዝኽፈል “Acting as an intern” (FFI) ዝብል ስራሕ ይሕዙ።
ምህላው እዘን ክልተ ዲፕሎማታት ብቐጥታ ኣብ ፈረንሳ ከም ስፔሻሊስት ክትሰርሕ ኣይፈቕዳን እየን። ብኻልእ ወገን ድማ ኣብ ዲኤፍኤምኤስን ዲኤፍኤምኤስኤን ዝተመዝገቡ ሓካይምን ፋርማሲስትን ኣብ እዋን ስልጠናኦም በቲ ኣአንጋዲ ሆስፒታል ምሉእ ግዜ ዝኽፈል “Acting as an intern” (FFI) ዝብል ስራሕ ይሕዙ።
Faisant fonction d'interne (FFI) ንናይ ፍልጠት ምርግጋጽ ፈተናታት (EVC) ንምድላው ጽቡቕ መገዲ እዩ፣ እዚ ድማ ንምምልካት ኣድላዪ እዩ።l’autorisation définitive d’exercice.
እዚ መስርሕ እዚ ሓደ ሰብ ምስ ስርዓተ ሕክምና ፈረንሳ ንኽላለን ምስ ትካላት ሆስፒታል ርክብ ብምግባር መስርሕ ፍቓድ ንኽሰርሕን የኽእሎ።
ኣቓልቦ ፡ ዝተሓተ ደረጃ ፈረንሳዊ B2 ክህልወካ ግዴታ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
mgoተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
nuriaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ