ምስልጣን ናይ ኣመጋግባ ክኢላ ብምዃን ኣብ ፈረንሳ
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 jours
ክኢላ ኣመጋግባ ኣብ ኣመጋግባን ኣመጋግባን ዝነጥፍ በዓል ሞያ ክንክን ጥዕና እዩ።
ውልቀሰባት ኣመጋግባኦም ምስ ድሌታቶምን ኩነታት ጥዕንኦምን ክመዓራረዩ ይሕግዞም። ከም ሕጽረት መግቢ፡ ሕማም ሽኮር፡ ሕማም ልብን ስርዓተ ደምን ወይ ገለ ጸገማት ምሕቃቕ መግቢ ኣብ ምክልኻል ወይ ምምሕዳር ተራ ክጻወት ይኽእል።
ኣብ ሆስፒታል፡ ክሊኒክ፡ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ መሳለጥያ፡ ትካላዊ መመገቢ፡ ኢንዱስትሪ ሕርሻዊ መግቢ፡ ወይ ናይ ብሕቲ ትካል ክሰርሑ ይኽእሉ።
ኣብ ፈረንሳ ከም ክኢላ ኣመጋግባ ክትሰርሕ፡ ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ክትሕዝ ኣለካ።
ክልተ ቀንዲ ናይ ስልጠና መንገድታት ንልምምድ ብቑዓት ይገብሩኻ፤
- እቲ ን2 ዓመት ዝጸንሕ BTS(Brevet de technicien supérieur) ብ Diététique et nutrition,. ብፍላይ ነቲ ሞያ ንምልምማድን ምስቶም ንምስራሕን ዝዓለመ ሓጺርን ሞያዊ ስልጠናዊ መደብ እዩ።
- ብባዮሎጂካዊ ምህንድስና ዝፍለጥ BUT (ዩኒቨርሲቲ ባችለር ኦፍ ቴክኖሎጂ) ብፍሉይ ዲየቲቲክስን ኣመጋግባን ንሰለስተ ዓመት ዝጸንሕ ፕሮግራም እዩ። ብደረጃ ዩኒቨርሲቲ ዝካየድ ኮርስ ኮይኑ ብሳይንስን ስነ ህይወትን ዓሚቕ ስልጠና ዝህብ እዩ፤ ድሕሪ ምረቓ ተወሳኺ መጽናዕቲ እውን ዘመቻችእን ኣብ ምርምር ሞያ ዕድላት ዝኸፍትን እዩ።
ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ዘለዎም ሰባት ናይ ስልጠና ነጻነት የለን። ስለዚ ኣብ ፈረንሳ ናይ ስልጠና ኮርስ ክትውድእ ከድልየካ እዩ።
ይኹን እምበር፡ ሞያዊ ተመኩሮኻ ብመስርሕ e validation des acquis de l’expérience (VAE). እቲ (VAE) ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ።
ከከም ኩነታትካ VAE ምሉእ ወይ ከፊላዊ ምስክር ወረቐት ክትረክብ ከኽእለካ ይኽእል። ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፈረንሳ VAE ኣብ ዓውዲ ስነ-ምግቢ ዕድላት site de France VAE. VAE ክትደሊ ትኽእል ኢኻ-ንኣብነት "diététique" ወይ "nutrition" ብምእታው።
ከከም ኩነታትካ VAE ምሉእ ወይ ከፊላዊ ምስክር ወረቐት ክትረክብ ከኽእለካ ይኽእል። ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፈረንሳ VAE ኣብ ዓውዲ ስነ-ምግቢ ዕድላት site de France VAE. VAE ክትደሊ ትኽእል ኢኻ-ንኣብነት "diététique" ወይ "nutrition" ብምእታው።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ምምሕዳር
ጥዕና
ትምህርቲ ብዛዕባ ጥዕና ምውሳድ ወይ ምምሃር
ትርካብ ጥዕናዊ ሓኣበሬታ
ትምህርቲ ምቕሳም ኣብ ሞያ ጥዕና
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ምስክር ወረቓቕተይ ማለት ዲፕሎመይን ተመኩሮታተይን"ENIC-NARIC / VAE"ተቐባቅልነት ከምዝረክብ ምግባር፣
ትምህርቲ ስራሕን ብሓባር እንዳዛነቕካ ምክትታል"ኣልተርናንስ"፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
john14ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ