ምስራሕ ከም ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ንምዃን።
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anተሓጋዝቲ ማሕበራዊ ህይወት (AVS) ማለት ንሕሙማት፣ ስንኩላን ወይ ድኹማት ሰባት፣ ኣረጋውያን፣ ኣዝዮም ጽግዕተኛታት ሰባት ተግባራት ተራ ህይወት ንኽፍጽሙ ግዱዓት ንምሕጋዝ ዘኽእል ሞያ እዩ።
ከም ኣካል ናይቲ ውልቃዊ ሓገዝ ንጥፈታታት፡ ን ሰባት ምትንሳእ፡ ምድቃስ፡ ምሕጻብ፡ ክንክን ጽሬት (ክንክን ኣለይቲ ሕሙማት ከይሓወሰ) ምጥጣሕ ኣብቲ ቦታ ምርካብ። ስንኩላን ኣብ እትጥዕመሉ እዋን ደገፍ ምሃብ።
L'AVS ኤቪኤስ ምድላውን ምብላዕን መግብን ስራሕ ገዛን የረጋግጽ። ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ ምውጻእ፡ ዕዳጋ ወዘተ ትከናኸን።
መብዛሕትኦም ኣለይቲ ሕሙማት ብኽፋል ግዜ ይሰርሑ።
ከም ትሓሓጋዚ ማሕበራዊ ክንክን ንምዃን፡ ናይ ግዝኣት ትምህርትን ማሕበራዊ ደገፍን ዲፕሎማ (DEAES) ወይ ሞያዊ መዓርግ ሓጋዚ ህይወት ስድራቤት (TP ADVF) ክህልወኩም ኣለዎ ።
ምፍላጡ ዘገድስ
እዚ ብሳላ “ተመክሮታት ብዘይ ዶብ” ሓደ ወይ ካልእ ካብዞም ዲፕሎማታት ንኽህልወኩም ሞያዊ ተመኩሮኹም (VAE) ክረጋገጽ ይኽእል ኢዩ ። ነዚ ንምግባር እንተወሓደ ሓደ ዓመት ኣብ ጽላት ውልቃዊ ኣገልግሎት ዝሰራሕኩም ክትኮኑ ኣለኩም። ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ክትሰርሕ ትኽእሉ ኢኹም፣ እዚ ማለት VAE ምስ ኣመልከትኩም እውን ስራሕኩም ቀጽሉ ።

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
andrei samokhotkinተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት