ምስራሕ ከም ነርስ ወላ ዲፕሎምኩም ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ወላ እንተኾነ
ኣዳላዊ JRS France , JRS Franceኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуእንተድደኣ ዲፕሎማኹም ፣ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝኾነ ናይ ነር ዲፕስ ሃልይኩም ፣ ኣብ ኣብ ፈረንሳ ኣፍልጦ ስለዘይብሉ ፣ እሞ ስደተኛ እንተኲይንኩም ናይ ፈረንሳ ዲፕሎማ ንምርካብን ልምምድ ክገብሩን ዳግማይ ትምህርቶም ክጅምሩ ኣለሉኩም።
እዚ ንምግባርDiplôme d’État d’infirmier (DEI). ንምርካብ 3 ዓመት ላዕለዋይ ትምህርቲ ይወስድ እዩ። እቶም መጽናዕትታት ክልሰ-ሓሳባዊ ኮርሳትን ግብራዊ ስራሕ ልምምድን ዘጠቓልሉ እዮም።
ኣዝዩ ኣገዳሲ !
ናይ ነዚ ትምህርቲ ዲግሪ፣ ኣብ ክንዲ ኣብ 3 ዓመት ኣብ 2 ዓመት ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ፡ እዚ ድማ ከከምቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝነበረካ ተመኩሮ እዩ።
ናይ ነዚ ትምህርቲ ዲግሪ፣ ኣብ ክንዲ ኣብ 3 ዓመት ኣብ 2 ዓመት ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ፡ እዚ ድማ ከከምቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝነበረካ ተመኩሮ እዩ።
ትካላት ስልጠና ነርሲንግ ( IFSI ) ብምታል፣ ን ኣፍልጦ DEI ዝህቡ ዝኽእላ ትካላት እየን ኮይነን ብውህደት ዝሰርሓ እየን።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ! ኣብ ፈረንሳ ተመሳሰልቲ ትምህርታት ጥራይ ልዕሊ 300 IFSI ወይ ትምህርትቤት ኣለዋ። ዝርዝረን አዚ ጠውቑ IFSI en cliquant ici.
ኣብዚ ትምህርቲ ንምስታፍ እንተወሓደ B2 ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልወኩም ኣለዎ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
vladimir baturinተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mgoተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianne24ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ