Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ

ኣዳላዊ JRS France , JRS Franceኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 днів тому

እቲ ሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ኣብ መስርሕ፣ ሕክምና ብምቕባል መጸበዪ ክፍሊ ብምቕማጥ፡ ራጂ ብምውሳድ፡ መሳርሕታትን ስኒ ብምጽራይን ፡ ከምኡ’ውን ንሕሙማት ብዛዕባ ክንክን ስኒ ሓበሬታ ብምሃብ ይሕግዝ።

ብዘይካ እዚ፣ ተሓሓጋዚ ሓኪም ስኒ፣ ብዘይካ እዚ ምምሕዳራዊ ናይቤት ጽሕፈት ምስላጥ ዕማምውን ኣለዎ፡ ቴለፎን ናይ ምምላስ፡ ቆጸራ ምሃብ ካልእንምምሕዳራውን ሕክምናውን መዛግብቲ ፣ መሳርሕታትን መድሃኒታትን ምኽዛንን እዝን ክሰርሕ ይግብእ።

ኣብ ፈረንሳ ከም ሓጋዚ ሓኪም ስኒ ክትሰርሕ ፡titre professionnel d’assistant dentaire

እዚ ዲፕሎማ ብሓፈሻ ኣብ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ካብ 12 ክሳብ 18 ኣዋርሕ ድሕሪ ምጽናሕ ዝረኽቦ ኮይኑ፡ ኣብ ሞያዊ ሃዋህው ተመኩሮ ንምርካብ ግብራዊ ልምምድ ይግበር።

ነቶም ድሮ ኣብ ዓዶም ከም ሓካይም መጥባሕቲ ስኒ ብቑዓት ዝኾኑ፡ ቅልጡፍ ስልጠና ምውሳድ ይከኣል እዩ።

መርበብ ሓበሬታPrendre soin.fr v.fr ብዛዕባ ደገፍን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሓገዝን ብዙሕ ሓበሬታ ክትረክብ የኽእለካ።

እዞም ግብራዊ መምርሒታትes fiches pratiques ምስ ምምሃር ፈረንሳ ወይ ትርጉማት ንዝተኣሳሰሩ ሕቶታት ጠቐምቲ ክኾኑ ይኽእሉ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ
ሓጋዚ ስኒ ንምምሃር ሃገራዊ ዲፕሎማ ናይቲ ፓተንት ወይ ተመጣጣኒ ክህልወኩም ማእከላይ ደረጃ ፈረንሳዊ B2 ክህልወካኩምን የድሊ። ንናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ዲፕሎማኻ (ባካሎሬት) (Bac)ናይ ምውድዳር መግለጺ ክትሓጡ ኣለኩም። ነዚ መስርሕ ዝምልከት ኩሉ ኣድላዪ ሓበሬታ ኣብዚ ክትረኽብዎ ኢኹም። cette fiche Réfugiés.info.

ከመይ ንገብሮ?

ሓኪም ኣብ እዚ ትካል centre de formation habilité
ኣብ እንዳ ደንቲስት ናይ ሓኪም ስልጠና ምውሳድ ይከኣል

Cliquez ici ኣብዚ ብምጥዋቕ ዝርዝር ክትርእዩ ይከኣል እዩ ንመስርሕ ምምራጽ ንምምዝጋብ ቅድመ ምዝገባ de demande de pré-inscription, መመልከቲ ቅጥዒ ብቐጥታ ናብቲ ዝመረጽኩሞ ትካል ስልጠና ክትመልኡን ክትመልሱን ኣለኩም። ምምራጽ ሕጹያት ብኽልተ ደረጃታት ይካየድ፤

1- ናይ ድሌት ዘጉምሕ ደብዳቤ

2- ናይ ተቐባልነት መሕተት ደብዳቤ

ኣገዳሲ! ፍለጥ ዘለዎ:
እንተደኣ እቲ ፋይልኩም ቅቡል ኮይኑ ተረኺቡ።እሞ ዲፕሎም እንተኔርኩም እዚ ደረጃ እዚ ድማ ኣብመላእ ኤውሮጳ ዘስርሕ ዲፕሎም ከስርሓኩም ይኽእል።ካብ ገለ ክፋል ናይቲ ስልጠና ብCPNE-FP ነጻ ክትከውን ትኽእል ኢኻ።

እቲ ስልጠና ካብ 12 ክሳብ 18 ኣዋርሕ (1878 ሰዓታት) ዝወስድ ኮይኑ፤

  • 343 ሰዓታት ክልሰ-ሓሳባዊ ስልጠና ተዋሂቡ።
  • 1535 ሰዓታት ግብራዊ ስልጠና ተዋሂቡ።

ግብራዊ ስልጠና ኣብ ነጻ ናይ ስኒ ወይ ስቶማቶሎጂ መጥባሕቲ ወይ ኣብ ማእከላት ጥዕና፡ ብዙሕ ዓውድታት ዘለወን ማእከላት ጥዕና፡ ማእከላት ጥዕና፡ ትካላት ጥዕና ወይ ኣገልግሎት ስኒ ወይ ስቶማቶሎጂ ወይ ማክሲሎፋሻል chirurgie maxillo-faciale. መጥባሕቲ ዝህባ ማእከላት ክንክን ክካየድ ይኽእል።

ነቲ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ ተኸተል

ምልውዋጥ ማለት ብሊበራላዊ ናይ ስኒ ወይ ስቶማቶሎጂ ፕራክቲስ፣ ወይ ኣብ ማእከል ጥዕና ወዘተ ምቑጻር ማለት እዩ። መን እዩ ነቲ መጽናዕትታት ዝምውል። employé par un cabinet dentaire ou un centre de santé, ኣብ ምልውዋጥ ድማ ካብ ናይ ስልጠና ግዜ ወጻኢ ንኣስራሒ ክትሰርሕ ቃል ክትኣቱ ኣለካ። ክትክፈል ኢኻ።

ኣብ ምልውዋጥ፤

  • ምኽኣል ካብ ናይ ስልጠና ሰዓታት ወጻኢ ንኣስራሒ ትሰርሕ።
  • ኣብ እዋን ስልጠና ደሞዝ ትረክብ።

ክልተ ዓይነት ውዕላት ኣለዉ፤

  • ናይ ስራሕ ልምምድ ውዕል (ብሓፈሻ ንትሕቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰባት)
  • ውዕል ሞያዊ ስልጠና (መብዛሕትኡ ግዜ ንሰባትde plus de 30 ans)ኣብ ምልውዋጥ፤

እንተደኣ ድሮ ካብ ኣባል ሃገር ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ዝረኸብካዮ ከም ሓኪም መጥባሕቲ ስኒ ክትሰርሕ ዘኽእለካ ዲፕሎማ ወይ ብቕዓት እንተሃልዩካ፡ ካብ ገለ ክፋል ናይቲ ስልጠና ነጻ ክትከውን ትኽእል ኢኻ።

ነዚ ንምግባር ድማ ኣብ ተፈላጥነት ዘለዎ ቤት ትምህርቲ ስልጠና ክትምዝገቡ ኣለኩም (ዝርዝር ናይዘን ማእከላት ኣብዚ ሊንክ ኣሎ)። sur ce lien).

ምዝገባ ኣብ መመልከቲ ዝተመስረተ እዩ። እቲ መመልከቲ እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ክሕዝ ኣለዎ፤

  • ቅዳሕ ናይ መንነት ሰነድካ።
  • ናብ ፈረንሳ ዝተተርጎመ ናይ ዲፕሎማኻ ወይ ብቕዓትካ ዝተረጋገጸ ቅዳሕ።
  • ሲቪኹም CV,
  • ናብ CPNE-FP ዝተላእከ ናይ መሸፈኒ ደብዳቤኻ (ኣብዚ ደብዳቤ እዚ፡ ኣብዚ ፕሮግራም ካብ ዝተወሰኑ ኣሃዱታት ኮርስ ብመሰረት ዲፕሎማኻ ነጻነት ትሓትት)፣
  • እቲ ብቤት ፍርዲ ፈረንሳ ዝተረጋገጸ ተርጓሚ፣ ብቅዓት ዘለዎ ናይ ኩሉ ሰነዳት ናብ ፈረንሳ።

ንዝያዳ ሓበሬታ : la fiche Réfugiés.info "Demander la traduction officielle d'un document"

ኣስተውዕሉ፡ እዞም ሰነዳት ብመልክዕ PDF ወይ ወርድ ክኾኑ ኣለዎም (ካልእ ቅርጺ ተቐባልነት የብሉን)።

ነዞም ሰነዳት ብኢመይል ናብ፤certification-cpnefp@apcdl.fr

መመልከቲኹም ብCPNE-FP ተቐባልነት እንተረኺቡን እንተጸዲቑን ካብ 6 ኣሃዱታት ነጻ ትኾኑ። እዚ ማለት ኣብ ክንዲ 8 ናይ ምምሃር ኣሃዱታት ትወስድ 2 ጥራይ ኢኻ ትወስድ።

  • UE3፡ ምሕደራ ሓደጋ ረኽስን ምጽጋን መሳርሒታትን (49 ሰዓታት)
  • UE 4፡ ምሕደራ ፋይል ሕሙማት፡ ምትሕልላፍን ምክትታልን (77 ሰዓታት)
ምፍላጡ ዘገድስ ብተወሳኺ ኣብ ህጹጽ ኣገባባትን ደረጃ ክንክንንስልጠና ምስክር ወረቐት2(AFGSU 2) (21 ሰዓታት). ክትሕዝ ከድልየኩም እዩ።


ብድሕሪኡ’ከ ?

ምስ ተመረቕካ ብቐጥታ ከም ሓጋዚ ስኒ ክትሰርሕ ይከኣል እዩ።

ፍሉይ ንምግባር

ብውሽጢ ውሽጢ፡ ቴክኒካዊ ስፔሻላይዜሽን ምርካብ ይከኣል እዩ፤

  • ፐርዮዶንቶሎጂ፣
  • ምትካል ስጋ፣
  • መጥባሕቲ,
  • ስኒ-ገጽ ኦርቶፔዲክስ፣ .
  • ጽሬት ኣፍ...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mgoተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • sofiiaተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • orkhan kerimovተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • irኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • jrsfranceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles