ምስ Avec Diplôme Universitaire Passerelle / Université Grenoble Alpes - ምምሃር ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ናብ ዩኒቨርስቲ ዘእቱ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Avec Diplôme Universitaire Passerelle / Université Grenoble Alpes

ኣዳላዊ Université Grenoble Alpes ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

ኣብ ግሮኖብል ናይ ፈረንሳ ላዕላለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ዲፕሎም ዩኒቨርሲቴር ፓሰረል"CUEF ማለት "ዝበሃል፣ ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ መንገዲ፣ ንኣብ ስደት ንዘለዉ ተመሃሮ ዝምልከትን እዩ።

ትሕዝቶ ናይ እዚ ፓሰረል ዝበሃል ስልጠና እዚ፣ ኣብ ቋንቋን ባህሊን ፈኮረንሳን ዘተኮረ፣ ጽዑቕ ስርዓተ ትምህርቲ ናይ ዩኒቨርስቲ ብምሃብ ፣ ናብ ዩኒቨርስቲ ንምንእታው ብቕዓትን ተመኩሮን ከተጥሪ ዘኽእል ናይ ቅልጡፍ ግዜ ወይ ፈጣን ናይ ላዕላለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ሜላ ወይ ስርዓት ትምህርቲ እዩ፣

እዚ ስልጠና እዚ እምበኣር ዝነበሩ እዚ ማለት እቲ ኣብ ሃገሮም ከለዉ ኽመሃርዎ ዝሓስቡ ዝነበሩ ሓሳብ ክኸውን ይኽእል፣ ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ንኽመሃሩ ዕድል ዝኸፍት እዩ፣

ምፍላጡ ዘገድስ! እዚ ስልጠና እዚ ሓደ ሰሚስተር፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ወይ ካብ ጥሪ 20 ክሳብ ግንቦት

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዞም ኣፍልጦታት እዚ እቶም ትምህርትኹም ብግቡእ ንኽትቅጽሉን ክትከታተሉን ይሕግዙኹም።

ምህላው ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ምስክር ወረቐት ወይ ዲፕሎም ነቲ ዝቕጽል ንምዕዋትን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ኣለዎ

እዚ ክእለት እዚ ኣብ መጻኢ ትምህርትኹም ክሕግዝኩም እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ታሕቲ ዝርከብ ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣድራሻና ተጠቒምኩም ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም https://cuef.univ-grenoble-alpes.fr/

በዚ ናይ መርበብ ሓበሬታ መልእኽቲ መጽሓፍን ተጠቒምኩም መልኽቲ ስደዱልና፣ cuef@univ-grenoble-alpes.fr

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • yoyobkተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • comité réfugiés ugaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_32947ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles