ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሊሞጅስ Limoges ፈረንሳ ተማሃሩ
ምስ ምስ DU Passerelle / ዩኒቨርሲቲ ሊሞጅስ Limoge
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université de Limoges, Maison des Langues - Université de Limogesኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 joursዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ስልጠና እዚ፤
- ምስታፍ ኣብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ምምሃር ናይ እንግሊዝኛ ዓውደ ትምህርቲ
- ምቕሳም ትምህርቲ ናይ ኣገባብ ትምህርቲ ኮርስ
- ኣንተላይ ኣኣብ ባህላዊ ንጥፈታት
- በዚ ድማ ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ ተሳተፍቲ ንምዃን ክትክእሉ
- ንኹሎም ምስ ህይወት ተምሃሮ ዝተኣሳሰሩ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝምልከት ትምህርቲ ዝህብ ደገፍ
ጽቡቕ ምፍላጥ : እቲ ስልጠና እንተወሓደ ሓደ ሰሚስተር (13 ሰሙን) ዝወስድ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት ይወስድ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ዩኒቨርሲቲ ሊሞጅስ ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Campus de Vanteaux, 39 Rue Camille Guérin, 87036 Limoges, France
05 55 43 56 58
mlangues-fle@unilim.fr
Chargement de la carte...
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
jospribተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት