ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኢሮፓ ንረፍጂ ብቅዓት ምህላው(EQPR)
እንታይ ኢዩ?
ፓስፖርት ናይ ሕብረተ ኢሮፓ ደረጃ ብቅዓት ምህላውPasseport européen des qualifications des réfugiés, ን ናይ ዶክመንት ኮይኑ ፣ ናይ ኣካዳሚ ትምህርቲ ዝለዓለ ደረጃ ትምህርቲ ቅድሚ ናይ ፈረንሳ ምምጻእኩም ፣ ከም ዝነበረኩም ዝገልጽ ኮይኑ
ኣሰራርሓ ናይ ምስላጥ ብክልተ ዓይነት ይትግበር ፣ (ስደተኛታ፣ ናይ ቁቕባ ከምኡ እውን ካልእ ሕጋዊ ወረቐት ዘለዎም ክኾኑ ትኽእሉ) ከምኡ እውን ሓተትቲ ዑቕባ ዝሓቱ መረጋገጺ ወረቐት ዘይብሎም መረጋገጺ ወረቐት ዘይብሎም መረጋገጺ ሰርቲፊኬት ዘይብሎም
ወላ እውን ምሳኹም እቲ ናይ እንተዘይብልኩም ፣ ምናልባት እታ ሃገር ክትህበኩም እንተዘይከኣለት ፣ ነዚ ንምቅላል ኣባላት l’EQPR ንዝግባኣኩም ብዘይ መወከሱ ዲፕሎማ ክህበኩም
ን ኣባላት d’EQPR ብ 2መስርሕ ይካየድ :
-ብ ኢንተርኔት ምጥላብ
- ቃለመጠይቕ ብኣካል ምኻድ.
ነስተውዕል!
ናይ l’EQPR ኣገልግሎት፣ ነጻ ኮይኑ ፣ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ ዝተተግበረ ክኸውን ይኽእል እዩ
ሓደ ደኩመንት ናይ l’EQPR ብ ቋንቋታት ን ማለት ብ ዓረብ ፣ እንግሊዝን ዳሪ ፈረንሳ፣ ዳች ወይ ቋንቋ ጀርመን፣ ግሪኽኛ፣ ብ ጥልያን ፣ ብ ፖላንድኛ፣ እስፔይን፣ ከም ኡ ውን ዩክሪርይን ምርካብ ይከኣል ።
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ብቅዓት ምህላው ዘኽእል ኩነት
ፈለማ፣ ነቲ ስካን እትገብርዎ ዶክሜንት ኣዳልዉ
መንነት ወረቐትኩም
- ወረቐት ምስክር ናይ ምሕታት ቁዕባ ወይ መረጋገጺ ወረቐት ካብ l’OFPRA
- ካርድ፣ ወይ Récépissé ረሲፐሰ፣ ወይ እውን ናይ ምሕታት መረጋገጺ ወረቐት
- ስእሊ ናይ ፓስፖትር ዓቐን
> ንዝያዳ ሓበሬታ : ኣብ ረፉኪ ኣንፎ Réfugiés.info ኣጠቓቕማ ስእሊ "Faire et utiliser une e-photo"Faire et utiliser une e-photo "
" ተወከሱ
ናይ ትምህርቲ ኩነታት ዝሕብር ፣ ዶክሜንታት ናይ ዩኒቨርስቲ፣ ወይ እውን ቅድሚ
ናብ ፈረንሳ ምምጻእኩም ዝነበረኩም
- ሰርቲፊኰት (ናይ ትምህርቲ ፣ ስራሕ ፣ ቋንቋታት ወዘተ…)
- ዝርዝራት
- ዲፕሎማት
- ናይ ተመሃራይ ካርድ
- ብቕዓት / እትደልይዎ ሞያ
- CV ሲቺ ወዘተ…
> ኣንብቡ : ብዛዕባ እዚ ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ረፉጂ ኣንፎ Réfugiés.infos ከመይ ስካን ይግበር "Scanner un document ". "Scanner un document ".
ምድላው ሕሳብ ናይ EQPR
- ኣብ እዚ እዩ እቲ
መመዝገቢ : https://coe.diplo-me.eu - ነቲ "Create a new account" ዝብል ጠውቕዎ
- ስምኩም ጸሓፉ፣ ኢመይልኩም
ኣእትዉ፣ ኣብ "Register" ጠውቑ ነዚ
ምስ ገበርኩም ፣ ኮድግበርሉ፣ (ኣብ
ኢመይልኩም ኣረጋግጹ ፣ ሓደ ሓደ እዋን ፣ናብ ስፓም
spams ስለ ስኸይድ ኣብኡ ኣረጋጹ).
ኣብ ኢመይልኩም ነትቲ ፣ "Activate Account" ዝብል
ጠውዑ፣ ምእንቲ ኮነክት ክትገብሩ፣ . ናይ ኢመይል ኣድራሻኹም ን እቲ ዝሃብኩሞ
ስም ፣ ኣብኡ ድማ እቲ ኣብ ኢመይል ዝሃብኩሞ፣ ፓስዎርድ ተጠቀሙ።
ሽዑኣብቲ "Enter" ዝብልጠውዑ፣ ናብ ሕሳብኩም ፣ናይ EQPR
ኣብ ናይ EQPR ሓሳብኩም ፣ ዘሎ መሕተት ምልእዎ
- ኣብ እቲ "Profile – Account" እቲ ዝግባእ ሕቶታት መልሱ
- ብቐጥታ ነቲ ናይ ስካን ጌርኩም ስደድዎ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ !:
እቲ መሕተት ኣብ እትመላሉ፣ ነቲ ዘዝግበኣኩም ጥራይ መልሱ
ነቲ ናይ መመልከቲ ፋይል መሊእካ ነቲ ሕቶ ስደዶ
- ኣብ "My application – EQPR" ዝብል ጠውቑ።
- መጀመርታ ነቲ ዝመላእካዮ መሕተቲ ጽሑፍ ክትሰቕሎ ኣለካ (ደረጃ 3)።
- ድሕሪኡ መንነት ሰነዳትካ ስቐል (ቀዳማይ ክፋል ደረጃ 1)
- ኣብ ቤት ትምህርትኻ፡ ዩኒቨርሲቲካን ሞያዊ ህይወትካን ዝምልከት ሰነዳት ኣብቲ "ኣማራጺ ሰነዳት" ዝብል ክፍሊ ስቐሎም (ካልኣይ ክፋል ደረጃ 1)
- ናይ መወዳእታ ስጉምቲ፡ ዝተመልአን ዝተፈረመን ቅዳሕ ናይቲ ፍቓድ ቅጥዒ ምጽዓን። ኣብቲ "Info – Consent form" ዝብል ክፍሊ ሞዴል ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
- ድሕሪኡ "Confirm" ዝብል ጠውቕ።
- ኣብ መወዳእታ ኩሎም ሰነዳት ምስ ተሰቐሉ "Send request" ዝብል ጠውቕ።
ሕቶኹም ይለኣኽ።
ቃለ መሕትት ምስ ገምገምቲ
ፋይልካ ተቐባልነት እንተረኺቡ ምስ ሓደ ጉጅለ ገምገምቲ ኣብ ዝግበር ቃለ መሕትት ክትሳተፍ ኢኻ .
እዞም ገምገምቲ ክኢላታት ብቕዓት (ክእለት ቤት ትምህርቲ፣ ሞያዊ ፍልጠት) እዮም። ኣብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማታት፡ ስርዓተ ቤት ትምህርትን ሞያዊ ጽላታትን መበቆል ሃገራት ዓቢ ኣፍልጦ ኣለዎም።
ጽቡቕ ምፍላጥ : !
እቲ ቃለ መሕትት ኣስታት 45 ደቓይቕ ዝወስድ ኮይኑ ፊት ንፊት ወይ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ብቋንቋ ኣዴኻ ወይ ብእትዛረቦ ቋንቋ ወጻኢ ይካየድ።
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ነቲ ጠለብኩም ተኸታተልዎ
እቲ ጉዳይኩም ንምክትታል ነቲ "My procedure" ዝብል ኣብ እቲ ፓጅ ዘሎ ፣ ጠውቕዎ.
ፍላጡ ኣገዳሲ !
ን ዝያዳ ሓበሬታ፣ ናይ እጢ ጠለብኩም ወይ እውን ፣ ዝኾነ ሕቶ እንተለኩም ናብ le Conseil de l’Europe : ተወከሱ
- ኢመይል refugees.qualifications@coe.int
- ቴለፎን 03 88 41 20 00
- ኣብ formulaire
de contact, ናይ ሳይትና፣ ኣብ ፔጅ እትረኽብዎ ብምጥዋቕ
እንተደኣ ነቲ ሞያ ብቑዓት ኴይንኩም ተረኺብኩም
እንተደኣ ጠለብኩም፣ ቅቡል ኮይኑ፣ ናይ ብቕዓት ናይ ስፖርታዊ ፓስፖርት ናይ
ስደተኛ፣ ንምርካብ የኽእለኩም
i
ምፍላጡ ዘገድስ:
እቲ ዶክሜንት እዚ ን 5 ዓመታት ካብ ድሕሪ ምሕታት እቲ ፍቓድ ዝተዋህበሉ ዕለት ፣ እዩ ዘገልግል።
ናይ ኤውሮጳ ብቕዓት ፓስፖርትካ ተነጺጉ
እቲ ውሳነ ኣሉታዊ እንተኾይኑ፡ መብርሂታት ናይቲ እምቢታ ዝሓዘ ኢመይል ይመጸካ።
ጽቡቕ ምፍላጥ !
ይግባይ የለን ማለት ነቲ ውሳነ ክትወዳደር ኣይትኽእልን ኢኻ፡ እንተኾነ ግን ሚእታዊት ተቐባልነት ብሓፈሻ ኣዝዩ ልዑል እዩ።