Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ፈረንሳ ንምምሃር ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ

ምስ ምስ Entraide universitaire française

ኣዳላዊ Entraide universitaire française ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ላዕለዋይ ትምህርቲ (ድሕሪ ባካሎሬት) ኣብ እትወስድሉ እዋን ንምርካብ ዝከኣል ስኮላርሺፕን ገንዘባዊ ሓገዝን ንዝግበኦም ተለሃሮ ዝዓለም እዩ።


ንናይ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ ምስክር ወረቐት ንምኽፋል ገንዘባዊ ሓገዝ ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት ምስ እነማልእ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ጉጅለ Entraide universitaire française ንጠለብቲ ሓገር ዝኾኑ ተመሃሮ፣ ብኸመይ እቶም ናብ ዝምልከቶ ኣጻራዪ ኮሚቴ ዝለኣኽ ከም ዘለዎምን የርእዩን ይተሓባአሩን ይልእኩን ። ብድሕሪ እዚ እቲ ተመሃራይ ወይ ተመሃሪት መልሲ ይጽበዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ መልሲ ኣወንታዊ እንተኾይኑ፣ እቲ ናይ ገንዛብ ሓገዝ ፣ ኣብ ዓመት ሓንሳብ ወይ እውን፣ በብወርሒ ገንዘብ ናብ ባንክ ሕሳብኩም ይለኣኽ።

ከከም ኩነታትኩም፣ ክሳብ ዲፕሎማ ስኮላርመዛዘሚ ሺፕ ናይ ምርካብ ተኽእሎ ኣሎኩም።

ኣብ መወዳእታ ነፍሲ ወከፍ ዓመተ ትምህርቲ፡ ምስክር ወረቐት ውጽኢትን ትራንስክሪፕትን ክትሰዱ ኣለኩም ።

ሓፈሻዊ ሕቶታት ወይ ጸገማት ምስ ዝህልወኩም ምስ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክሮስን CROUSኣብ ጥቓኹም ዘለዉ ማሕበራዊ ሰራሕተኛታትን ን ማለት ኣሲስታንንስ ሶሻልኩም ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ብኢመይል ፡ euf@entraide-universitaire-francaise.org

ብስልኪ፡ 07 87 25 22 55

ኣብቲ ኢመይል ቁጽሪ ተሌፎንኩም ምጽሓፍ ኣይትረስዑ።
እቲ ጉጅለ ቆጸራ ንኽህበካ ክረኽበካ እዩ።

መርበብ ሓበሬታና እዚ ዝስዕብ እዩ ፡ entraide-universitaire.fr

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • utilisateur_693407ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • oksanakalaydaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • lou g.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles