ኣብ ዩኒቨርሲቲ Nanterre ናንተ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ B1) ተማሃሩ
ምስ ምስ DU Passerelle B1 / Université Paris Nanterre
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Paris Nanterreኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእቲ መደብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ንሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ከምኡ ውን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ደረጃ B1 ኣፍደገ ስልጠና ዝህብ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ንጡፋት ክፍልታን
- ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
እቲ ስልጠና ዝጸንሕ እዩ። ሰሚስተር (4 ወርሒ)፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ።
ስልጠና ንምጅማር ደረጃ B1 ምህላው ኣገዳሲ እዩ። እቲ ዕላማ ኣብ ካልኣይ ሰሚስተር (ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት) ኣብ DU B2 ክትምዝገብ ምኽኣል እዩ ፣ ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ደረጃ B2 ንምርግጋጽ።
ስልጠና ንምጅማር ደረጃ B1 ምህላው ኣገዳሲ እዩ። እቲ ዕላማ ኣብ ካልኣይ ሰሚስተር (ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት) ኣብ DU B2 ክትምዝገብ ምኽኣል እዩ ፣ ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ደረጃ B2 ንምርግጋጽ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ናንተር ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-du-nanterreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
katarginaተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት