ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ስኮላርሺፕ ማለት ንናይ ዩኒቨርሲቲ ሞያኦም ንምምዋል ንዝሽገሩ ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ቅድመ ኩነት ዝወሃብ ገንዘባዊ ሓገዝ እዩ።
ካብ ዓለምለኻዊ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ተጠቀምቲ ዝኾኑ ተምሃሮ ትሕቲ 28 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣብ መስከረም 1 ናይቲ ዝምልከቶ ዓመት ትምህርቲ ብ CROUS (ዞባዊ ማእከላት ስራሕ ዩኒቨርሲቲን ቤት ትምህርትን) ዝመሓደር ስኮላርሺፕ ክረኽቡ ይኽእሉ ።
በዚ ኸምዚ ድማ ናይ “ስኮላርሺፕ” "boursier".ተማሃራይ ደረጃ ኣለዎም .
ምፍላጡ ዘገድስ !ስርዓት ፍሉይ ዓመታዊ ሓገዝ (ASAA) ነቲ ንፍሉይ ኩነታት ተማሃራይ ወይ ስድራቤት ዝኸውን ስኮላርሺፕ ዝትክእን ትሕቲ 35 ዓመት ዝዕድሚኦም ተማሃሮ ንምድጋፍ ዘኽእልን እዩ ።
ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት (BCS) ወይ ፍሉይ ዓመታዊ ሓገዝ (ASAA) ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ እዞም ዝስዕቡ ብልጫታት ይህቡ፤
- ክፍሊት ወርሓዊ ሓገዝ
- ናይ ዩኒቨርሲቲ ምዝገባ ክፍሊት ክትከፍል ኣየድልየካን እዩ፣ ወይ ድማ ኣብ ህይወት ተማሃሮን ቀጽርን ዝግበር ኣበርክቶ (CVEC)a contribution à la vie étudiante et de campus (CVEC)
- ኣብ ሓደ CROUS መንበሪ ገዛ ንመምደቢ መንበሪ ተማሃሮ ብመሰረት ማሕበራዊ መወከሲ ፋይልካን ዘሎ ቦታታትን ቀዳምነት ኣለካ
- ኣብ ቤት መግቢ ዩኒቨርሲቲ CROUS ንሓደ መግቢ €1 ጥራይ ኢኻ ትኸፍሉ ።
ንዝኾነ ሕቶ ስኮላርሺፕ ወይ መንበሪ ኣብ መንበሪ ዩኒቨርሲቲ ፡ ኣብ ዓመት ናይ ተማሃራይ ማሕበራዊ ፋይል (DSE) ክትመልእ ኣለካ ።
>ንዝያዳ፡ እቲ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት o "Avoir un logement CROUS".
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ናይ ስኮላርሺፕ ደረጃ ፍሉይ መሰላት ይህበካ፣ እንተኾነ ግን ስኮላርሺፕካ ንኽትቅጽል ዝተወሰነ ቁጽሪ ግዴታታት እውን ከተኽብር ኣለካ ።
ንሙሉእ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ነቶም ኮርሳት ክትከታተሎም፣ ንግብራዊ ስራሕ (TP)፣ ንስራሕ ትምህርቲ (TD) ክትህሉ፣ ፈተናታት ክትወስድ፣ ዕዮ ገዛኻ ከተቕርብ፣ ግዴታዊ ናይ ስራሕ ልምምድ ክትውድእ፣ ወዘተ።
እቲ ናይ ስኮላርሺፕ ደረጃ ፍሉይ መሰላት ይህበካ፣ እንተኾነ ግን ስኮላርሺፕካ ንኽትቅጽል ዝተወሰነ ቁጽሪ ግዴታታት እውን ከተኽብር ኣለካ ።
ንሙሉእ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ነቶም ኮርሳት ክትከታተሎም፣ ንግብራዊ ስራሕ (TP)፣ ንስራሕ ትምህርቲ (TD) ክትህሉ፣ ፈተናታት ክትወስድ፣ ዕዮ ገዛኻ ከተቕርብ፣ ግዴታዊ ናይ ስራሕ ልምምድ ክትውድእ፣ ወዘተ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ብዛዕባ ስልዔይ ሓገዝ ግብሪ ናይ ባኪ ወይ ሕሳብ ዝኣመሰሉ ኩነታተይ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
zakharffተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
agauthierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
cousineauኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ