ምርካብ መንበሪ ገዛ ናይ ተመሃሮ Crous
ማእከል ምምሕዳር ዞባታትን ዩኒቨርስቲ ክሩዝን ብምባል ዝፍለጥ ገዛውቲ ፣ ብሕሱር ዋጋ መንበሪ ገዛ (CROUS) ንምክራይ ይቕርቡልኩም። (ሕስር ዝበለ )ቀዳምነት ዝወሃቦም ድማ ተመሃሮ እዮም፣ ምዃኖም ምርዳእ የድሊ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እንተደኣ ተማሃሮ ኴንኩም እሞ ኣብ ሓደ ናይ ዩኒቨርስቲ መንበሪ ንምርካብ ኣብ ሓደ ናይ ነቲ ሓላፍነት ዝወስድ ኣኣካል ክትምዝገቡ ይግባእ፣ በዚ መገዲ እዚ ድማ ቁጽሪ INE (Iሃገራዊ ቁጽሪ መነነት ተመሃራይ ) ብምሓዝ ይግበኣኩም።እቲ ቁጽሪ ናይ INE ብ 11 ቁጽርታት ፊረላትን ( ወይ እውን 10ቁጽርታት + 1 ፊዳል ወይ እውን 9 ቁጽርታት + 2ፊደላት ) ክቐውም ይኽእል።
እንተደኣ ተማሃሮ ኴንኩም እሞ ኣብ ሓደ ናይ ዩኒቨርስቲ መንበሪ ንምርካብ ኣብ ሓደ ናይ ነቲ ሓላፍነት ዝወስድ ኣኣካል ክትምዝገቡ ይግባእ፣ በዚ መገዲ እዚ ድማ ቁጽሪ INE (Iሃገራዊ ቁጽሪ መነነት ተመሃራይ ) ብምሓዝ ይግበኣኩም።እቲ ቁጽሪ ናይ INE ብ 11 ቁጽርታት ፊረላትን ( ወይ እውን 10ቁጽርታት + 1 ፊዳል ወይ እውን 9 ቁጽርታት + 2ፊደላት ) ክቐውም ይኽእል።
እንተደኣ ኣብቲ ኮርስ ንኽትምዝገቡ በቒዕኩም፣ እቲ ጠለብኩም ናይ ግድን ናብ (DSE) ከተሕልፍዎ ኣብ ለኩም፣ ብድሕሪኡ ድማ ናብ እዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርኔት ኣድራሻ ብምጥዋቕ ክትምዝገቡ ትኽእሉ ኢኹም ንመስርሕ መዝገባኡ። www.messervices.etudiant.gouv.fr
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
እቲ ንጠለብኩም ናብ DSE validé. መስርሕ ምጽራይ ከሰጋግሮ እዩ። ኣብዚ ክፍለጥ ዝግብኦ፣ ናይ ተመሃሮ ስኮላር ክፍሊት ዘለዎም ተምሃሮ ኣብ እዚ ዕድል እዚ ቀዳምነት ኣይሃቦምን እዩ።
ንዝያዳ ሓበሬታ ፣ ኣብ ፈሩጂ ኣንፎ ምውካር ይግባእ la fiche Réfugiés.info "Demander une bourse d’études"
እቶም ገዛውቲ ንምርካብ ዘኽእሉ ዘቋሒታት ብ ሰለስተ 3 ኩነታት የማልኡ :
- ፈለማ፣ ናይ ስድራቤትኩም ኣታዊታት
- ብምቕጻም ኣብቲ ቤተሰብ ዘሎ ብዝሒ ቖልዑ
- እቲ ርሕቀት ናይቲ ገዛ ካብ ትምህርቲ ቤትእቲ ኣብ CROUS ኣትጸንሕሉ ንውሓት ድማ።
ንውሓት ግዜ ናይቲ ክራይ መንበሪ ኣባይቲ CROUS እንተወሓደ ሓደ ወርሒ ድማ ሓደ ዓመት ትምህርቲ ወቕቲ ማለት (ካብ መስከረም ክሳብ ሓምለ ዘጠቓልለ ) እዩ። እቲ ሕቶ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ክሕደስ ይኽእል፣ ኣብ ውሽጢ ገደብ 5 ዓመት ሞያ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ : ሓደ ሓደ እዋን እቶም ናይ ዩኒቨርስቲ መደቀሲታት ን ናይ ዕረፍቲ በጻሕቲ ብፍላይ ዝካረዩ ክኾኑ ይኽልኡ እዮም ። .
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
omar kokachተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
hichamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
cousineauኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ