ኣብ l'université à Créteil ተመሃሩ
ምስ DU Passerelle / ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ Est Créteil
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Paris Est Créteil Val-de-Marneኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ስልጠና እዚ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ባህላዊ ንጥፈታት
- ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ።
ጽቡቕ ምፍላጥ : እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር ዝጸንሕ ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ከምኡ’ውን ካብ ለካቲት ክሳብ ግንቦት ዝጸንሕ እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ዩኒቨርሲቲ ክረተል ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
chennai2309ተርጓሚ/ሚት
elisabettadimatteo97@gmail.comተርጓሚ/ሚት
camoussተርጓሚ/ሚት
marissaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት