ኣብ ዩኒቨርስቲን ንምምዝጋብ

ኣብ ዩኒቨርስቲን ንምምዝጋብ

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ21 mars 2023

እንታይ ኢዩ?

እዚ ኣብ ዩኒቨስርስቲ ናይ ምቕጻል ዕድልኩም ዘኽእል ናይ ትምህርቲ መድብ እዩ .

ኣብ ፈረንሳ ሰማንያ ዝኾና ህዝባውያን ዩኒቨርስታት 80 universités publiques ኣብ ሓያሎ ቦታታት ን ኹሉ ዓውድታት ማለት (ሳይንስ፣ ጽሕፈት ፣ ቋንቋ ስለጥበብ ሰብኣዊ ሳይንስ ጥዕናን ስፖርቲን ወዘተን …)ኣገልግሎት ይህባ

ክፍለጥ ዘከዎ :

እዞም ዝተጠቕሱ ዩኒቨስርሲታት "l’enseignement supérieur". እዘን ብ መንግስቲ ዝምወላ ህዝባውያን
ዩኒቨስርስታት ፣ ብ ደረጃ ሃገር ተቀብልናት ዘለዎ ዲፕሎም እውን ክህባ። (ቀዳማይ ዲግሪ፣ ማስተርስ፣ ወይ ዶክተሬይት ክኸውን ይኽእል).

ናይ መዝገባ ቀጥዕታት እዞም ዝስዕቡ እዩኦ :

  • ደረጃ ትምህርቲን ካልኣይ
    ደረጃ ወይ እውን ምሳኡ ዝመጣጠን (ዝወአዳእኩሞ ናይ ትምህርቲ ዓውዲ ከም ሰለኩም ምርግጋጽ ) ;
  • እኹል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምህላው፣ : እዚ ዝያዳ ንምፍላጥ ኣብ
    (ሓበሬታ ደረጃ ቁጽሪ 1 ተወከሱ).

ናይ ምዝገባ እዋንን ናይ ትምህርቲ ግዜን ዝተፈላላዩ እዮም ከከም
ዩኒቨስርስቱ፣ ነዚ ዝምልከት ሓበሬታ ኣውን ኣብ (ደረጃ 2 ዘሎ ሓበሬታ ተወከሱ).

ምፍላጡ ጽቡቕ :

3 ዓይነታት፣ተቕዋማት ትምህርቲ ኣለዋ
ኣብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ፈረንሳ፣

- ህዝባውያን ዩኒቨርስታት (እዚ ሕጂ ዛዕባና ኮይኑ ዘሎ )

- ናይ ውልቂ ዩኒቨስርስታት

- ግላውያን ዓበይቲ ናይ ትምህርቲ ታቅዋማት .

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ብኸመይ ይኸውን

1

ክትምዝበቡ ብቕዓት እንተለኩም ፈፈትኑ

ንምምዝጋብ ምእንቲ ክትክእሉ BAC ናይ ላዕለዋይደረጃ መልቀቒ ፈታና ንያ 12 ክፍሊ ዝተሳተፍኩም ምስ ትኾኑ።ወይ እውን ቀዳማይ ዓመት ዩኒቨርስቲ እንተኔርኩም

እንተደኣ ኣብ ሃገርኩም ሓደ ዲፕሎም ነይርኩም ድማ፣ ናብ ዝለዓላ ደረጃ ትቕጽልዎ

ንምጽላጡ ኣገዳሲ :ነዚ ዝምልከት ኣብ : lናይ Réfugiés.info "Faire reconnaître son diplôme (Enic-Naric)" ተወከሱ

እንተደኣ እቲ ዩኒቨርስቲ ሓደ ዲፕሎም ዘይሂብኩም ድማ፣ ሓደ ዲፕሎም ከም ዝደላወልኩም ክንገብር ንኽእል ፣ ብሳላ passeport européen de compétence ዝበሃል መርመራ ብምስታፍ.

i Bምፍላጡ ዘገድስ! ነዚ ዝምልከት እውን ኣብ : ሓደ ናይ ረፉጁ ኣንፎ ዶክመንት ተወከሱ Réfugiés.info "Obtenir le Passeport européen des qualifications des réfugiés (EQPR)"

2

ብ ቕዓትኩም ኣብ ቋንቋ ፈረንስ ኣ B2 dክከውን ኣለዎ

ገለ ገለ ይኒቨርስታት ፣ ,ናይ ግድን B2 ፈረንሳ ብ ሰርትፍኬት ክስነ ይሓታ፣ c vous ኣኝተዘይብልኩም examen ግበሩ

Voir la liste des centres d'examen

i ክፍለጥ ዘለዎ! :ተንቀቑ፣ እቲ ፈታና ይኽፈሎ ይኸውን እዩ !
እቲ ድደረጃ B2 ወላ እውን እታ ዩኒቨርስቲ ዘይትጠልብ እንተኾነት

Tester mon niveau de français

እንተ B2, ዘይብልኩም፣ ኣብቲ ብ “Passerelles - Étudiants en exil”. ዝፍለጥ ዝምህሩ ሓላሎ ናዩኒቨርስታት ፣ናይ ፈረንሳ ተመሃሮ ንምምሃር ዘሰልጥና ኣለዋም. እብዚ ብምጥዋቕ ድማ ሃሰስ በልወን

Voir la liste des établissements proposant le diplôme universitaire

3

ኣብ እዋን ምዝገባ ክግበሩ ዘለዎም ፣

ናብቲ ዩኒቨርስቲ ብ ኢመይል ወይ ብ ቴለፎን ተራኸቡ፣ le service de la scolarité ወይ le service des relations internationales de ናይቲ ዩኒቨርስቲ፣ ስደታኛ ምዃንኩም ብምጥቃስ

Le site Campus France በብ ዞብኡን ፣ዓይነት ትምህርቱን ዝተኸፋፈለ እዩ ።

Voir l'annuaire des formations par Campus France

እቲ ዝምልከቶ ዩኒቨርስቲ ድማ እቲ ዝግባኣኩም ፣ ሓቢሬታ ምኽሪን ካልእም ብምሃብ centre d'orientation et d'information (CIO) ዝበሃል ቢሮ ኣለኩም

Voir l'annuaire des CIO

i ክፍለጥ ዘለዎ፣ :ተጠንቀቑ፣ ምዝገና እብ ወርሓት መጋቢት ን ሰነ ን እዩ !

ኣማኸርቲ ናይ l’ONISEP ከምኡ ውን ቴለፎን ናብ 1 77 77 12 25. ብምድዋል ተመዝገቡ

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

ተመዝገቡ

እንተደ ኣ መዝገባ ሓሊፍኩም ፣ ንዝቕጽልዓመት ብ ኢመይል ተመዝጊብኩም ጽንሑ, ኣብ ናይ መጸባዪ መስመር ጽንሑ

ኣብቲ MOOC (Massive Online Open Courses) :ዝበሃል ፕላትፎርም elle s’appelle FUN pour « France Université Numérique » እውን 300ኮርሳር ኣብ ኦንላይን ብነጻ ትምህርቲ ይህብ እዩ

La Fédération Interuniversitaire de l’Enseignement à Distance (FIED) :እቲ ዩኒቨርስታት ፣ ከከም ዓውኹም ፣ ዲፕሎምኩምን፣ ወይ እውን ናይ ግዜ ዲስፕሊንንዝተመቓርሀ እዩ.

እቶም ወኪላት ናይ ዩኒቨርስቲ፣ (MOOC) ብርሑሑቕ ፣ (FOAD) እብ ናይ ተዛረብቲ ፈረንሳ ዝኽና ሃገራት ብማዕዶ ዘስተምህር እዩ። .(ክሳብ ማስተር 2) ዝበጽህን ምሉእ ብምሉእ ዕዉትን እVous pourrez les retrouver sur le site de l’AUF dédié aux FOAD et MOOC .

እንተደኣ ምስ ናይ ስደተኛ rዲፕሎምን ዝተተሓሓዘ ኮይኑ ኣብዚ ተወከሱ(voir les fiches dispositifs)

Si vous n'arrivez pas à vous inscrire à une formation

Si les dates d’inscriptions sont passées, il reste parfois possible de s’inscrire : vous devez contacter directement l'université (service de scolarité, responsable de formation, bureau d’accueil des étudiants en mobilité, etc.).

Si vous n'arrivez pas à vous inscrire à une formation ou si votre dossier n'a pas été accepté, vous pouvez suivre des cours en ligne en attendant les prochaines inscriptions :

i
Bon à savoir :
Attention : toutes les formations sur ces plateformes ne sont pas forcément diplômantes. Mais il est possible d’avoir un certificat qui confirme que vous avez fait la formation à distance. Enfin, certaines formations sont payantes.
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
58 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible