ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Bordeaux
ምስ ምስ DU TREMPLIN / Université Bordeaux Montaigne
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Bordeaux Montaigneኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል (DU) ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ስደተኛታትን ሃገር ኣልቦ ሰባትን ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእል መደብ እዩ።
እቲ DU TREMPLIN ዝበሃል ትካል፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት
- ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምስታፍ
- ባህላዊ ንጥፈታት ምኻድ
- ኣብ ህንጻዊ ፕሮጀክት ዳግመ ምጅማር መጽናዕቲ ዝግበር ደገፍ ምርካብ
ኣገዳሲ
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተራት (8 ወርሒ) ዝጸንሕ ኮይኑ 1ይ ሰሚስተር ኣብ ወርሒ መስከረም፡ 2ይ ሰሚስተር ድማ ኣብ ግንቦት ይጅምር።
ተመሳሰልቲ ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ l'Université Bordeaux Montaigne. ዝወሃብ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
camille nauኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
mariaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
sergeyተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
orkhan kerimovተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት