ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ፈረንሳ ተማሃሩ (ዞባ ወይ ክልል 16)
ምስ ምስ DU Passerelle (niveau A2 vers B1) / Université Paris Dauphine - PSL
ኣዳላዊ Université Paris Dauphine-PSL , Université Paris Dauphine - PSLኣቐድዲሙ ዝነበረ місяць томуዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ስልጠና እዚ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ንጥፈታት (ምውጻእ፣ ዝተፈላለዩ ዓውደ መጽናዕትታት)
- ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
ጽቡቕ ምፍላጥ :
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር (8 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ቀጺሉ ድማ ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ’ ዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ዳውፊን - ፒኤስኤል ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
parisdauphinepslኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት