ምርካብ ዕድል ንምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Avec Accompagnement UniR
ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 moisትምህርትኻ ብቐሊሉ ክትጅምርን ብዝበለጸ ክትወሃሃድን ዝሕግዘካ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ።
ይከኣል እዩ፤
- ብዛዕባ ድሕረ ባይታኦምን ትምህርቶምን ኣብ መበቆል ሃገሮም ንምፍላጥ
- ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኦም ንምግምጋም
- ናይ መጻኢ ውጥን ንምምዕባል፡ ፈረንሳ ተማሃር፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ምምልካት፡ ሞያዊ ስልጠና ምክትታል።
ነዚ ንምግባር ንምስታፍ ግድን ዘድሊ ነገር ፤ - እንተወሓደ ዝተሓተ ደረጃ A1 ክህልዎም እዩ። - ከምኡውን ስደተኛ፣ ሓታቲ ዑቕባ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ ክኸውን - ምህላው ናይ ባካሎሬት ወይ ተመጣጣኒ ዲፕሎማ - ንመንበሪ ዝምልከት ኣብ Île-de-France ይነብሩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
99, Rue Molière, 94200 Ivry-sur-Seine, France
07 67 14 02 63
contact@uni-r.org
Chargement de la carte...
1 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
noorተርጓሚ/ሚት