ምህላው ፋይል ናይ ተማሃራይ ማሕበራዊ ተቕዋም ትምህርቲ(DSE)
እዚ ብ ናይ ተማሃራይ ማሕበራዊ ፋይል (DSE) ዝፍለጥ ፋይል ኮይኑ ንሕቶታት ይጥቀመሉ፤
- ናይ መጽናዕቲ ድጋፍ (ንናይ ዩኒቨርሲቲ ሞያኦም ንምምዋል ዝጽገሙ ተማሃሮ ኣብ ትሕቲ ቅድመ ኩነት ዝወሃብ ፋይናንሳዊ ሓገዝ)
- ከምኡ’ውን/ወይ ኣብ መንበሪ ከተማ ወይ ዩኒቨርሲቲ መንበሪ።
ንምንባብ: እቶም Réfugiés.info ፋይላት Demander une bourse d'études ከምኡውን Avoir un logement étudiant Crousተወከሱ
እዚ ፋይል እዚ ንዝቕጽል ዓመት ትምህርቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣብ መንጎ 2ይ መጋቢትን 31 ግንቦትን ናይ ዩኒቨርስቲ ዓመት ናይ 2026ክሳብ 2027 ክምላእ ኣለዎ
ንዝያ ኣብ መርበብ ሓበሬታ messervices.etudiant.gouv.fr ኣካውንት ክትፈጥር ወይ ድሮ ክህልወካ ኣለዎ ። ድሕሪኡ፡ ኣብ “ (DSE)” ዝብል ጥራይ ጠውቕ እሞ ነቲ ናይ ኦንላይን ኣገባብ ተኸተል። ኣብ መወዳእታ ናይቲ ምእታውካ ደገፍቲ ሰነዳት ክትሕተት ኢኻ (ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ስጉምትታት ርአዩ)።
ኣዝዩ ኣገዳሲ
ካብ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ተጠቃሚ ንምዃን ኣብ ፈረንሳዊ ላዕለዋይ ትካል ትምህርቲ ክትምዝገብ ኣለካ። ብወግዒ ተማሃራይ ንምዃንን ካብ ሓገዝ ንኽትጥቀምን ቁጽሪ INE (ሃገራዊ መንነት ተማሃራይ) ክህልወካ ኣለዎ ። ቁጽሪ INE ብ11 ፊደላት (10 ኣሃዛት + 1 ፊደል ወይ 9 ኣሃዛት + 2 ፊደላት) ዝቖመ እዩ።
ካብ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ተጠቃሚ ንምዃን ኣብ ፈረንሳዊ ላዕለዋይ ትካል ትምህርቲ ክትምዝገብ ኣለካ። ብወግዒ ተማሃራይ ንምዃንን ካብ ሓገዝ ንኽትጥቀምን ቁጽሪ INE (ሃገራዊ መንነት ተማሃራይ) ክህልወካ ኣለዎ ። ቁጽሪ INE ብ11 ፊደላት (10 ኣሃዛት + 1 ፊደል ወይ 9 ኣሃዛት + 2 ፊደላት) ዝቖመ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
መንበሪ ገዛ
ምምሃር ሞያ ናይ ፋይናናስ
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
lotfተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
agauthierኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ