ምምሃር ቋንቋ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Paris (13ème)
ምስ ምስ DU Passerelle - INALCO
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 heuresእቲ ብ ዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል Diplôme Universitaire (DU) Passerelle ን ተረባሕቲ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
ኣብ INALCO (ሃገራዊ ትካል ምብራቓዊ ቋንቋታትን ስልጣነታትን) ኮይኑ ፡ ስልጠና DU Passerelle ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ዘካይድ ትካል እዩ።
ቀዳማይ ዓመት እቲ ስልጠና (B1 ክሳብ B2)፡ እቲ ናይ 520 ሰዓታት ስልጠና ዘጠቓልል ኮይኑ
- ምርካብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ምኽኣል ናይ ጽሑፍን ኮምፒተርን ዓውደ መጽናዕትታት፡
- ምኽኣል ናይ እንግሊዝኛ ክፍሊ መጽናዕቲ ፣
- ምውጻእ ባህላዊ ንጥፈታት፣
- ኣብ ፈረንሳ ንዝካየድ ዩኒቨርሲቲን ሞያዊ ፕሮጀክትን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ ምርካብን ፣
- ክልተ ኮርስ ናይ ምብራቓዊ ቋንቋታትን ስልጣነታትን (ኣማራጺ) የጠቓልል።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ቀዳመይቲ ዓመት ክልተ ትጸንሕ ሰሚስተራት (8 ኣዋርሕ)፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት።
ቀዳመይቲ ዓመት ክልተ ትጸንሕ ሰሚስተራት (8 ኣዋርሕ)፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ቋንቋታትን ስልጣነታትን ምብራቓውያን (INALCO) ዘቕርብ እዩ።
> ብዛዕባ DU Passerelle ዝያዳ ፍለጥ: ኣብ Réfugiés.info ዝብል ወረቐት ርአዩ). En savoir plus sur le DU Passerelle : voir la fiche Réfugiés.info
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
65 Rue des Grands Moulins, 75013 Paris, France
Chargement de la carte...
ምምሃር
ፈረንሳይ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
sofijonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
bissoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
mgtተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
edenawol@gmail.comተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ange242ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
kahinaninaተርጓሚ/ሚት
trbe18ተርጓሚ/ሚት
fafa25ተርጓሚ/ሚት