Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምልምማድ ከም መንጐኛ ወይ ተርጓሚ ምዃን

ምስ ምስ Diplôme Universitaire DIALOGUES - Médiation, interprétariat et migrationVoici

ኣዳላዊ Orspere-Samdarra , Université Lumière Lyon2ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ዝርርባት – ሽምግልና፣ ምትርጓምን ስደትን፤

  • ብስደት ዝተሃስዩ ሰባት ብምድጋፍ ንሞያታት ትርጉምን ሽምግልናን ይዳሎ
  • ኣብ ዓውድታት ማሕበራዊ፡ ጥዕና፡ ዑቕባን ሕግን ፍልጠት የምጽእ እዩ።
  • ኣብ ሞያዊ ኣቃውማን ደረጃ ፈረንሳን ክእለት የማዕብል
  • ኣብ ልምምድ መንጐኛ ተርጓሚ ከመይ ጌርካ ኣብ መንጎ ባህልታት ንዘጋጥሙ ዝተሓላለኹ ኩነታትን ዘይምርድዳእን (ቋንቋዊ፡ ባህላዊ፡ ሃይማኖታዊ፡ ጾታ፡ ውክልና ወዘተ) ንምፍታሕ ከም እትጥቀመሉ ይገልጽ።
ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ

እቲ ስልጠና ምስ ዩኒቨርሲቲ ሉሚየር ልዮን 2 Lumière Lyon ብምትሕብባር ዝወሃብ እዩ።
ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሓምለ ን10 ኣዋርሕ ይጸንሕ።ብድምር 165 ሰዓታት ትምህርቲ ኣሎ፡ ኣብ ወርሒ 3 መዓልታት (ዓርቢን - ቀዳምን) ይወሃብ

ኣብዚ ስልጠና ስልጠና ኣብ ሓያሎ ፕሮፋይላት ዝዓለመ እዩ፤

- ተርጐምቲ ዝሰርሑ፡ ምሩቓት ይኹን ዘይተመረቑ ምረቑ፡ ኣብ ዓውዲ ማሕበራዊ፡ ሕክምናዊ ወይ ሕጋዊ ተርጓሚ ዝሰርሑ

- ወለንተኛታት ተርጐምቲ ወይ መንጎኛታት፣ ኣብ ዝተፈላለየ መሓውር ወይ ማሕበራት ዝሰርሑ

- ካብ ማሕበራውን ሕክምናውን መሓውራት ዝመጹ ሰብ ሞያ ምትርጓም ወይ ሽምግልና ዝገብሩ

- ሕጋዊ ናይ ስደተኛ ደረጃ ዝረኸቡ፣ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ናይ ወጻኢ ቋንቋ ዝዛረቡ፣ ከም ተርጐምቲ ወይ መንጐኛታት (ወለንተኛታት ወይ ሰብ ሞያ) ዝሰርሑ ሰባት

- ሓደስቲ መጻእቲ (ኣብ ፈረንሳ ትሕቲ 5 ዓመት)፡ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ቋንቋታት ወጻኢ ዝዛረቡ፡ ፍሉይ ሞያዊ ተመኩሮ ዘይብሎም

- ብንጡፍ ስራሕ ዝደልዩ ሰባት ሰባት ዝዓለመ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ወጻኢታት ናይቲ ስልጠና ብስኮላርሺፕ ክሽፈን ይኽእል።

ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ

እንተደኣ ሓገዝ ናይ ስኮላርሺፕ ትሓትት እንተኾንካ፡ መመልከቲኻ ክትሰድድ ከለኻ ነዚ ክትገልጽ ድሕር ኣይትበል።

  • ሞጁል 1፡ ስደታዊ ትራጀክቶሪታት፡ ሞያዊ ኣቃውማታት፡ ኣሰራርሓ ሽምግልና
  • ሞጁል 2፡ ጥዕና ኣእምሮ፡ ሶማቲክ ጥዕና
  • ሞጁል 3፡ ማሕበራዊ፡ ሕጋዊ
  • ሞጁል 4፡ ሜላታት ትርጉም፡ ልምምድ

3 ወይ 4 ሞዱላት ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ።

ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ

ምሉእ መደብ ኣብዚ ici. ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም

ቋንቋ ፈረንሳ (ብጽሑፍን ዝርርብን) ከተመሓይሹ እንተድኣ ተደልዩ፡ ቅድሚ እቲ ቀንዲ ኮርስ ምግባርካ፡ ወይ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን፡ ኣብ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢእንተኛታት ተወሳኺ ስልጠና ምውሳድ ይከኣል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምምልካት ኣብ ሲቪ CV ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ከምዚ ዝስዕብ ግለጹ፤

- ስልጠና ሞያዊ ተመኩሮ
- ድርኺትኩም፣
- እትመክዎም ቋንቋታት፣
- ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ።

ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ

ምእንቲ ወግዓዊ ደረጃ ፈረንሳ ምስክር ወረቐት፡ ከም DELF ወይ TCF፡ እንተዘይብልኩም ምልኣኽ ኣድላዪ ኣይኮነን። መርትዖ ወይ ምስክር ወረቐት እኹል ክኸውን ይኽእል እዩ።

ብተወሳኺ ምሉእ ኮርስ (4 ጉጅለ) ወይ ኣማራጺ (3 ጉጅለ) ክትገብር ከም እትደሊ፡ ከምኡ’ውን ፈረንሳ ከም ትምህርቲ ቋንቋ ወጻኢ ክትውስኽ ከም እትደልዩ ምግላጽ ኣለኩም።

ነዚ ንምግባር ክህልውኹም ናብዚ ስደዱ

  • ብኢ-መይል፡ ada-luz.duque@ch-le-vinatier.fr
  • ኣድራሻና ናብ እዚ ዝስዕብ ደብዳቤ ብምልኣኽ ፡ Orspere-Samdarra, 95 boulevard Pinel, 69500 Bron ፡

እኝተደኣ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ኣብቲ ናይ ርክብ ቅጥዒ ኣብዚ ici. ክትጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም

ኣዝዩ ዘገድስ ሓበሬታ

ናይ መወዳእታ ግዜ ንመመልከቲ ቀዳማይ ክፍለ ግዜ፡ መገጋት 2025።
ጥቕምቲ 2025 ክሳብ 2026 ። ትምህርቲ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ይጅምር።

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • ada-luz duqueኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles