ኣብ ሞንትፔልየር ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምስ DU Passerelle - ኣብ ስደት ዝርከቡ ተማሃሮ / IEFE - ዩኒቨርሲቲ ፖል-ቫለሪ ሞንትፔልየር 3
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , IEFE Institut universitaire d'Enseignement du Français Langue Etrangère -Université Paul Valéry - Montpellier 3ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуዩኒቨርሲቲዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልቦ ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርቲ ክጅምሩ ወይ ዳግማይ ክጅምሩ የኽእሎም።
እዚ ስልጠና(ዚ፤
- ናይ ቋንቋይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ባህላዊ ዓውደ መጽናዕታት፣
- ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምቕጻል ወይ ድሕሪ ስልጠና ስራሕ ንምርካብ ዝግበር ደገፍ...
ጽቡቕ ምፍላጡ!:
እቲ ስልጠና እንተወሓደ ሓደ ሰሚስተር (4 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ወይ ካብ ጥሪክሳብ ግንቦት እዩ ዝጸንሕ ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣንጀ ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
eliséaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት