ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ l'université à Paris (5ème)
ምስ ምስ DU PEPS - Université Paris 1 Panthéon-Sorbonne
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Paris 1 Panthéon-Sorbonneኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእቲ DU PEPS Passerelle University Diploma ሓተትቲ ዑቕባ፡ ከሰብቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልቦ ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ምእንቲ ይሰርሕ።
እዚ ናይ PEPS ስልጠና (ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ Passerelle Étudiants en Exil Panthéon-Sorbonne) ናይ ኣስታት 450 ሰዓታት ስልጠናታት ይህብ።
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ናይ እንግሊዝኛ ኮርስ (ወይ ካልእ ቋንቋ)ኮርሳት
- ባህላዊ ንጥፈታት ፣ከምኡውን
- መኣስ እዚ ጥራይኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ደገፍ ምርካብን ይሕግዝ።
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተራት (9 ኣዋርሕ)ዝጸንሕ ፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት ዝሰላሰል መደብ ምዃኑ ተገንዘቡ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ 1l'Université Paris 1 Panthéon-Sorbonne. ፓንቴዮን-ሶርቦን ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-duparis1ተርጓሚ/ሚት
foxtrotተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት