ምውሳድ ጽዑቕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምስ ምስ Le Centre international de langue et civilisation (CILEC)
ኣዳላዊ Université Jean Monnet - CILEC ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 14 joursእዚ ስልጠና እዚ ናይ 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን ኮይኑ
- ደረጃ ዝርርብ ጽሑፋውን ፈረንሳኻ ንምምሕያሽ
- ምስ ባህሊ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ምርኻብ።
እቲ ስልጠና ንግሆ ንግሆ ካብ ሰዓት 12h + 1 ወይ 2 ድሕሪ ቀትሪ ትምህርቲ ዝወሃብ ትምህርቲ እዩ ።
እዚ ኣብ 2 ሰሚስተር ዝውደብ ኮይኑ፤
- 1ይ ሰሚስተር (ናይ ጽዑቕ ስራሕ እውን)፦ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ
- 2ይ ሰሚስተር (ጽድያ ፣ ወይ ምሕፋስ ምህርቲ)፡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት።
ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና ኣብ ኩሉ ኮርሳትናይ ተሳትፎ ናይ ስልጠና ምስክር ወረቐት ትረክብ ምርካብ ዘጠቓለለ እውን እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ስልጠና ንምውሳድ ምምልከቲ ንምእታው ንግድን ክትገብርዎ ዘለኩም፤
- ዕድመ ልዕሊ 18 ዓመት ምዃን
- ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ዝወድኡ (ደረጃ ባካሎሬት)
- ፊደላት ላቲን ምልከት ማለት ናይ ፈረንሳ ኣጸሓሕፋ ኣልፋቤት ምፍላጥ።
- ብቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 ከምዘለኩም ዝምስክር ሰነድ ምህላው።
- መንበር ፍቓድኩም ናይ ትሕቲ 5 ዓመት ምስ ዝኸውን
- ናይ ስደተኛ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ ኩነታት ምስ ዝህወኩም፣ ወይ ድማ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን ምስ እትኾኑ
- እንተደኣ ዜግነት ናይ ሓንቲ ሃገር ሕብረት ዘይብልኩም ኮይኑ።
- ዕድመ ልዕሊ 18 ዓመት ምዃን
- ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ዝወድኡ (ደረጃ ባካሎሬት)
- ፊደላት ላቲን ምልከት ማለት ናይ ፈረንሳ ኣጸሓሕፋ ኣልፋቤት ምፍላጥ።
- ብቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 ከምዘለኩም ዝምስክር ሰነድ ምህላው።
- መንበር ፍቓድኩም ናይ ትሕቲ 5 ዓመት ምስ ዝኸውን
- ናይ ስደተኛ ወይ ሃገር ኣልቦ ሰብ ኩነታት ምስ ዝህወኩም፣ ወይ ድማ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን ምስ እትኾኑ
- እንተደኣ ዜግነት ናይ ሓንቲ ሃገር ሕብረት ዘይብልኩም ኮይኑ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
33 Rue du Onze Novembre, Bâtiment A (entrée face à l'arrêt de tram Campus Tréfilerie), 42023 Saint-Étienne CEDEX 2, France
04 77 43 79 73
cilec@univ-st-etienne.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ምምሃር
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
cilecተርጓሚ/ሚት
fatenfichተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
issam boulekተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
lelita305ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
abubaker-nemairyተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
tsundoተርጓሚ/ሚት
harry-potterተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት