ኣብ ዩኒቨርሲቲ Nanterre ናንተክ ቋንቋ ፈረንሳ (ደረጃ B2) ተማሃሩ
ምስ ምስ DU Passerelle B2 / Université Paris Nanterre
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Paris Nanterreኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእቲ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ናይ DU Passerelle ደረጃ B2 ስልጠና ዝህብ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ግብራውያን ክላሳት
- ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
እቲ ስልጠና ሓደ ሰሚስተር (4 ወርሒ)፡ ካብ ጥሪ ክሳብ ሚያዝያ ዝጸንሕ እዩ።
ኣብ ቀዳማይ ሰሚስተር (ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ) ኣብ DU B1 ክትምዝገብ ይምከር ምኽንያቱ DU B2 መቐጸልታ DU B1 ስለዝኾነ።
ኣብ ቀዳማይ ሰሚስተር (ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ) ኣብ DU B1 ክትምዝገብ ይምከር ምኽንያቱ DU B2 መቐጸልታ DU B1 ስለዝኾነ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ ናንተር ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
admin-du-nanterreኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
katarginaተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
karina.mተርጓሚ/ሚት
alice.mተርጓሚ/ሚት
marion24ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት