ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 44
ምሓዝ ሓኪም ቆጸራ ዶክቶሊብ Doctolib ዝበሃል ፕላትፎርም
ምሓዝ ቆጸራን ፣ ን ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕሕክምና፣ናይ ሓፈሳዊ ኮነ ናይ ስፐሻሊስት ዝሕግዝ መስመር፣ ምፍላጥ
ምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ስነ- ኣእምሮን ንምርካብ ሳይኮሎጂ(CMP)
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት መርመራ ንምግባር
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ
ምኻድ ናብ ብህጹጽ ሓገዝ ናይ ሕክምና
ህጹጽ ሓደጋ መሐከሚነቑጣታት ምርካብን፣ ኩነታት ህጹጽ ሕክምና ንምርካብ ዘኽእሉ ዘቋሒታት እንታይ ምዃኑ ንምፍላጥን
ምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክኣፕ
ምጥቃም ካብ ናይምግባር ሓፈሻዊ ናይ ጥዕና መርመራ ወይ ቸክን፣ ቆጸራ ብነጻ ኣግልግሎት ምርካብ ፣ ብዛዕባ ጥዕና ና ንምፍላጥ
ምእዋጅ ወይ ምንጋር ፣ ቀዋሚ ሓኪም ከም ዘለኩም
ምምራንምእዋጅን ቀዋሚ ከም ዘለኩም ምሕባር ፣ እዚ ብምግባርኩም ምክትታልን ዝለዓለ ደረጃ ምምላስ ገንዘብ ክህልዎን የኽእል እዩ
ምርካብ ማሕበራዊ ደገፍ
ምርካብ ሓገዝ ንLGBTQI+ ወጻእተኛታት: ማሕበራዊ መሰላት: መንበሪ ኣባይቲ: ጾታውን ኣእምሮኣውን ጥዕና: ሞያዊ ውህደት ንምርካብ
ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
ምርካብ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና
ምሃብ ን ስደተኛታት ዝኸውን ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምሃብ ዝዓለመ መደብና.
ምርካብ ሕክምናዊ ክንክን
ምርካብ ኣገልግሎትካ(RLG35) ዝጽዋዕ ማሕበር ንተጠቀምቲ ናይ እዚ ኣገልግሎት እዚ ብዛዕባ ጥዕና ክፈልጥዎ ዝበኦም ግልጺ ዝኾነ ሓበሬታ ኣብ ምሃብን ካብኡ ድማ ናይ ምስናይን
ምክትታል CMPP ንሓደ ቆልዓ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
ምርካብ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon
ሓደ ነጻ ሕክምናዊ መርመራ ጥዕና ብ ቖጸራ ጥራይ ዝግበር መርመራ ዝዓለም እዩ።
ሓግዝን ደገፍን ንምርካብ።
ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩነታት ዓመጽ ንኽወጻን ንስንባደአን ንኽስዕራን ዝሕግዝ ደገፍንምግባር ዝዓለም መደባት ዘካተተ።
ምርካብ ሕክምና ብቐጻሊ ምፍሳስ ደም ዘጋጥሞም ሰባት
ምርካብ ሓገ Hémophilie pathologies (ፓትሆሎጌስ) plaquettaires, ከምኡ እውን ካልኦት ዓይነት ሕማማት ምዕጋት ደም ዘጠቓለለ፣ ሕክምናዊ ሓገዝ ንምርካብ
ምርካብ ተርጎምቲ ኣብ እዋን ሕክምናዊ ምኽሪ
ምርካብ ንሕክምናዊ፣ ኮነ ምስኡ ዝተኣሳሰር ፓራሜዲካልን ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ሰብ ሞያን ዝኸውን ናይ ጥዕና ትርጉም መሳርሒ ተጠቐሙ።
ምውሓስ ጓል ኣንስተይቲ ውላድኩም ካብ ሓደጋታት ምኽንሻብ ምክልኻልን
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር
ደገፍ ድሕሪ ስንባደን ጸቕጢ ሲንድሮም ፣ ዘለዎ ድሕረባይታ ምስናይ ተርጓሚ ናይ ቋንቋኹም ተግልገሉ
ምእንቲ ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝን ጽቡቕ ስማዕቲን ምርካብ
ምርኻብ CESaME44 ናይ ዝኾነ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ኣእምሮኣዊ ጥዕና ንምሕብሓብ ይሕግዝ፣ ምስማዕ፣ ሓባራዊ ንጥፈታት ተሳተፉ...ወዘተ
ጥዕና ንምህላው ዘኽእል ሓገዝ ርኸቡ
ደገፍ ጥዕና ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ: ሕክምናዊ ቆጸራታት፡ ሓገዝ ምስ ወግዓውነት፡ ስፖርት ወዘተ ምስታፍ
ንሕማም ዓባይ-ሰዓል መርመራ ንምግባር
መርመራ ናይ ሕማም ዓባይ-ሰዓል ወይ ቲቢ ከም ዝግበር ይሕብር
ምርካብ ናይ ሕክምና ኣገልግሎት
ነጻ ሕክምና፣ ን ውሕስነት ናይ ሕክምና ዘይብሎም ሰባት ማለት፣ ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ምእንቲ ክትክተቡ
ክታበት መከላኸሊ ዝተፈላለዩ ሕማማት ዝኾነ ፍቱን መሳርሒ መገዲ እዩ
ክትትል እዋን ጥንሲ ብግቡእ ምፍጻም
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምርካብ carte Vitale ካርት ቪታል
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ምጥላብ ፍሉይ ሓገዝ ስንክልና ምስዘጋጥም ክህሉ ዘለዎ ሓገዝ (MDPH)
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምርካብ ናይ ጥዕናዊ ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ (ex-CMU-C) ብነጻ ሕክምናን መድሃኒትን ንምርካብ የኽእል።
ዳግማይ ምምሃር ኣብ ፈረንሳ መጽናዕቲ ምምሃር ሕክምና
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ምስራሕ ከም ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ንምዃን።
ምስራሕ ኣብ ክንክን ዓበይቲን ፣ ስልኩላንን እቲ ናይ ህይወት ደገፍ ሞያ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ብቕልጡፍ ክትሰርሕ የኽእለኩም
ምርካብ ንኽንክን ተላገብቲ ሕማማት
ምርካብ ምርመራታት ናይ ኤችኣቪ፣ ካልኦት ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን መርመራ ንምህባር ኣኣገልግሎታ ፣ ምስጢራዊን ናጻን እዩ።