ምርካብ ሓገዝ ን ኣንጻር ምኽንሻብ ወይ ንመቑረጽቲ ጾታዊ ኣካል
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 moisእዚ ምኽንሻብ ወይ ምቑራጽ ብልዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ፡ ምቑራጽ (excision) ተባሂሉ’ውን ዝጽዋዕ ኮይኑ ፡ ንገለ ክፋል ስጋዊ ርክብ ጓል ኣንስተይቲ ወይ ጓል ምእላይ እዩ።
እቲ መጥባሕቲ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ንኣሽቱ ኣዋልድ ህጻናት ወይ መንእሰያት ኣብ ዝኾናሉ እዋን እዩ ዝፍጸም። በዚ ምኽንያት እዚ፡ እተን FGM ዝገበራ ደቂ ኣንስትዮ፡ ኩሉ ግዜ ከም ዓበይቲ ኣይዝክራኦን እየን።
ኣብ ገለ ሃገራት፡ ልምዲ እዩ። ኣብ ፈረንሳ፡ ኣንጻር ሕጊ'ዩ : እቶም ተሓተትቲ ክሳብ 10 ዓመት ማእሰርትን 150,000 ዩሮ መቕጻዕትን ኣለዎ።
ብዙሓት መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝነበራሉ እዋን ብልዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ዝቑረጻ።
መብዛሕትኡ ግዜ እቲ መጥባሕቲ ኣብ ዓድ ወለዶም ኣብ እዋን ዕረፍቲ እዩ ዝፍጸም ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።
ኣብ ፈረንሳ፡ ዋላ እቲ ተህባር ኣብ ወጻኢ ሃገራት እንተተኻየደ፡ ግዳያት ይሕለዉ።
መብዛሕትኡ ግዜ እቲ መጥባሕቲ ኣብ ዓድ ወለዶም ኣብ እዋን ዕረፍቲ እዩ ዝፍጸም ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።
ኣብ ፈረንሳ፡ ዋላ እቲ ተህባር ኣብ ወጻኢ ሃገራት እንተተኻየደ፡ ግዳያት ይሕለዉ።
ስለምንታይ እዩ ዕቱብ ዝዀነ እቲ ጉዳይ፧
ምቑራጽ ስጋዊ ርክብ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጥዕና ደቂ ኣንስትዮ ከቢድ ሳዕቤን ኣለዎ፡ ሳዕቤኑ እዚ ድማ ንዕድመ ምሉእ ክጸንሕ ይኽእል፤
- ኣካላዊ ጥዕና : FGM ኣብ ከባቢ ብልዕቲ ቃንዛ፡ ናብ ደገ ሽንቲ ወይ ቀልቀል ምኻድ ጸገም፡ ጸገም ወርሓዊ ጽግያት፡ ረኽሲ ከስዕብ ይኽእል።
- ጾታዊ ህይወት : ምቑራጽ ጾታዊ ርክብ ኣብ እዋን ርክብ ጾታዊ ደስታ ከጉድልን ቃንዛ ከስዕብን ይኽእል።
- ጥንሲ : ምቑራጽ ስጋዊ ርክብ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እዋን ጥንስን ሕርስን ንኣደን ህጻንን ናይ ጸገማት ሓደጋ ይውስኽ ይኽእል ።
- ጥዕና ኣእምሮ : FGM ስንባደ እዩ፣ እዚ ድማ ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ኩነታትካ ሳዕቤን ክህልዎ እውን ይኽእል።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
unknownተርጓሚ/ሚት