Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኩለእንተናዊ ሕክምናዊን ማሕበራውን ኣገልግሎት

ምስ ምስ Parcours Avicenne

ኣዳላዊ MILLE PARCOURS ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ን ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዝተመጣጠነ መንገዲ ክንክን ንምርካብ ምስ፤

  • ምእንቲ ምርካብ ውልቃዊ ደገፍን ኣብ ጽላት: ሕክምና ምኽርታት: ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ: ማሕበራውን ሕጋውን ደገፍ
  • ንምምሕያሽ ሓባራዊ ንጥፈታት
ምፍላጡ ዘገድስ !ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ጾታዊ፡ ኣካላዊ ( ምኽንሻብርክብ ስጋዊ ርክብ)፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ባህላዊ (ግዱድ መርዓ)፡ ቁጠባዊ ጽልዋን ክኸን ይኽእል።
ኣገዳሲ ! ነዚ ኣገልግሎት ንምርካብ ግድን፤
- ዕድመ ኣብ ዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሐ
- ናብ ፈረንሳ ቅድሚ 3 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ሳ ኣትዮም ኣለዉ።
- ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዘጋጠመ ምዃኑ፡ ጾታዊ ዓመጽ (ዓመጽ፡ ምኽንሻ ብስጋዊ ርክብ ወዘተ)
- ከምኡውን ሕክምናዊ ወይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምክትታል ዘይምግባር፡ ወይ ንረኽሲ ኤችኣይቪ (ኤይድስ)ን ኤችቢቪ (ሄፓታይተስ ቢ)ን ስሩዕ ምክትታል ዘይምግባር
- ወረቐት ናይ ድጋፍ ዘለዎ ደገፍ የድልዮ።
ቆልዑ ዘለወን ደቂ ኣንስትዮ ነዚ መንገዲ ከመልክታን ክኽተላን ይኽእላ እየን እንትኮይነን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብሓፈሻ ኣካላዊ፡ ማህጸንን ስነ-ኣእምሮኣውን መርመራ
  • ምእንቲ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ምፍታሽ፣ ምርግጋጽ ክታበት።

  • ብዛዕባ መሰላትኩም ፍለጥን ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ናይ መንግስቲ ሕክምናዊ ሓገዝ፣ ኣድማሳዊ ሓለዋ ጥዕና ወዘተ) ሓገዝ ውሰዱ
  • ሕጋዊ ደገፍ ክህልኹም (ናይ ዑቕባ መመልከቲ፣ መንበሪ ፍቓድ)
  • ዝሓሸ ስምዒት ንኽህልወኩም ዝግበር ሓባራዊ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ሳዕስዒት ምስታፍ፡ ብሽክለታ ምውታሕ፡ ምሕንባስ፡ ሕክምና ጽባቐ ክንክን ምግባር፡ ዓውደ መጽናዕትታት ጾታዊ ርክብ...ምውጋድ
  • ሕማቕ ተዘክሮታት ብምርሳዕ ርእሰ ተኣማንነት ዳግማይ ንምርካብ።

እዚ ጉጅለ ናይ ዝተፈላላዩ ብሓካይም መለት ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ፡ ሓካይም ስነ-ኣእምሮ፡ ሓካይም ሞያ፡ ነርስታት፡ መሕረስቲ፡ ጠበቓታት፡ ክኢላ ጾታዊ ርክብ፡ መንጐኛ ጥዕናን ማሕበራዊ መንጐኛታትን ዝቖመ...እዩ

ምፍላጡ ዘገድስ! እቲ ጉጅለ ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ስንባደ ንምውጋድ ዝነጥፍ እዩ።

ኣብ ምሉእ መስርሕ ክንክን፡ እታ ሕሙም ትከታተልን ናብ ኩነታታ ዝተመጣጠነ ኣገልግሎታት ወይ መሓውራት ክትረኽቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ cours.avicenne@aphp.fr ኢመይል ስደዱ ን፤

  • ብዛዕባ እዚ መሳርሒ ዝያዳ ሓበሬታ ኣለኩም
  • ንምምላእ ናይ ምትእትታው ወረቐት (ቅጥዒ) ይቕበል።
ንሓደ ዝከታተለካ ዘሎ ናይ ሕክምና ወይ ማሕበራዊ በዓል ሞያ (ዶክተር፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ፡ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ወዘተ) ነዚ መስርሕ ክዛዘም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • célia - mille parcoursኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rouaa karimተርጓሚ/ሚት
  • killian douchetተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles