ምርካብ ሕክምናውን ስነ-ኣእምሮኣውን ደገፍ ንምህላው ዝጠቕም መስርሕ
ምስ ምስ le Point H - Croix-Rouge française
ኣዳላዊ Le point H ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 moisፖይንት ኤች Le Point H ኣብ ዘይተረጋገጸ ኩነታት ንዝርከቡ ሰባት ብነጻ ክንክን ዝህብ ማእከል ሕክምና እዩ።
እቲ ጉጅለ ብሓፈሻዊ ሓካይም፡ ነርስታት፡ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮን መንጐኛታት ጥዕናን ዝቖመ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ማእከል ጾታ፡ ዕድመ ወይ መበቆል ብዘየገድስ ንኹሉ ሰብ ክፉት እዩ።
ሕክምናውን ስነ-ኣእምሮኣውን ምኽርታት ብቆጸራ ፣ ብዘይካ ክንክን ኣለይቲ ሕሙማት
እቲ ማእከል ጾታ፡ ዕድመ ወይ መበቆል ብዘየገድስ ንኹሉ ሰብ ክፉት እዩ።
ሕክምናውን ስነ-ኣእምሮኣውን ምኽርታት ብቆጸራ ፣ ብዘይካ ክንክን ኣለይቲ ሕሙማት
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
16 Rue Alexandre Ribot, 29200 Brest, France
Chargement de la carte...
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገዝ
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
Aceምምሕዳር
point hኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
poljaተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት