ምኽኣል ኣብ ሊሞጅስ ስነ-ኣእምሮኣዊ ክንክን ይሃልኻ
ምስ ምስ Consultation Transculturelle
ኣዳላዊ Gaïa, ressources transculturelles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisንሃገሮም ገዲፎም ዝወጹን ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት (ምድቃስ ጸገም፡ ጓሂ፡ ሕልሚ ቀትሪ፡ ከቢድ ዝኽሪ፡ ሕርቃን፡ ፍርሒ ወዘተ) ዘጋጥሞም ዓበይቲ፡ ህጻናትን ስድራቤታትን ዝግበር ደገፍ።
ሓያሎ ሰብ ሞያ ኣለዉ፡ ተርጓሚ፡ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ፡ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ፡ ሓኪም ወዘተ።
ሓልዮት ምስ ቋንቋ ኣደ፡ ኩነታት ስደትን ድርብ ባህሊ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ወይ ስድራቤትን ዝላመድ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
gaia87ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት