ናይ ጥዕና ምኽካም ምትሕብባር ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው

ናይ ጥዕና ምኽካም ምትሕብባር ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ11 août 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ናይ ሕክምና ሓገዝ፣ ወይ እውን ብነጻ ሕክምና መሰል እዚ ፣ ብኣሹራንስ ማለት ሓደ ሙችዋል ወይ ምትሕግባዝ ከምኡ እውን ነጻ ኣገልግሎት ንምርካን
ዘክእል መሰል ሕክምና ባጀት ብ ኩልኹም ነበርቲ ቤትኩም ዝስላዕ
ሕሳብ እዩ።

ኣገደሲ ሓበሬታ!

እንተደኣ ናይዚ መሰል እቲ ተጠቐምቲ ኲንኩም ንምፍላጥ ኣብዚ ወብሳይትና ብምኻድ ከተረጋግጹ ትኽእሉ ኢኹም avecce site

ብ ናጻ ወይ ብ ውሒድ ክፍሊት ተጠቀምቲ ናይዚ መሰል ፣ ምእንቲ ክትኮኑ

  • ሓደ ናይ ሰኩሪቲ ቁጽሪ ክህልወኩም ኣለዎ፣ ናብ ኣሹራንስ ማላዲ =>
    ኣብቲ ምዕራፍ 1 ዘሎ ዝርዝር ተወከሱ : "comment faire ?"ኣብ ዝብል ድማ ጠውቑ
  • ናይ ዓመት ኣተዊኹም ምርኩስ ዝገበረ እዩ፣ ን ኣብነት ።. ን
    ኣብነት ነጻ ኣገልግሊት ንምርካብ ፣ ሓደ ሰብ እቲ ሓገዝ ኣብ ዝሓተሉ እዋን፣ናይ 12 ኣዋርሕ ዓመታዊ
    ኣታዊኡ ድምር 9041 €፣ ክከውን እለዎ።

እዚ መሰል እዚ ን ን ካብ ኤረሳ ዝከስቡ ሰባት ብቐጥታ እዩ ዝምልከዮም። s
እዚ ድማ ብ ዘይ ዝኾነ ይኹን፣ጠለብ ወይ ምምላእ ቀጥዒ ክፍሊት ወዘተ። (Aspa) :ብዝብል መድደብ ብቐጥታ ተረባሕቲ ይገብሮም።

ምፍላጡ ኣገዳሲ! :

እንተደኣ ናይ ኣሹራንስማላዲ መሰልኩም ሕሉው ኮይኑ፣ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ነበርቲ ምስ ኣትኾኑ Île-de-France, vነበርቲ ምስ እትኾኑ፣ ናይ መጓዓዝያን ኛቪጎኹም፣ 18€ au lieu de 72€. ኣብ ወርሒ ጥራይ ትኸፍሉ።

እዚ ናይ ምትሕብባር ሓገዝ ናይ ጥዕና ተጠቀምቲ ንሙኻን ካልእ ዓይነት ኣገባብ ክንጥቀም ንኽእል ኢና ፣ ኣብ መዓልቲ ( 1 ሮ እናከፍልና ) ሓደ ሰብ ንበይኑ እንተ ኮይኑ ኣብ ሓደ ዓመት ካብ 9041€ክሳብ 12205 ዩሮ ኣታዊ እንተ ኮይኑ ተጠቃሚ ክኸውን ይኽእል፤፣

መተሓሳሰቢ! ክፍለጥ ዘከዎ፣ ዓመታዊ ዓቀን ኣታዊ ናይ ስድራቤት ምፋላጥ ኣገዳሲ ኢዩ፣ ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ሊንክ እነሆ https://www.service-public.fr/particuliers/vosdroits/F10027)

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ቦታ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ብኸመይ ይኸውን

1

ኣብ ማሕበር ኢንሹራንስ ማላዲ ክፍሊ ጥዕና ተመዝቡ

ነዚ መሰል እዚ ንምርካብ ፣ ፈለማ፣ ናብ ኢንሽራንስ ማላዲ ቤት ጽሕፈት ፣ ቁጽሪ ስክርቲ ሶሻያል ንርከብ፣ ፣ ብድሕሪኡ መሰልና ንሓትት

መተሓሳሰቢ!

፣ ቁጽሪ ናይ ስክርቲ ሶይስያል ኣለኩም ኾይኑ ብቀጥታ ካልእ ደረጃ ስገርዎ

ቅድሚ ሕጂ ጠቅላላ ዘይተምዝብገኩምን እንተ ኾንኩም ግን ኣብዚ ሊንክ ወይ መላግቢ ብምጥዋቕ ሰነድ ወይ ፎርሙል ምልኡ CERFA N° 15763*02

ድሕሪ እዚ ቤት ጽሕፈት ኢንሹራንስ ማላዲ ሓንቲ መሰነይታ ወረቐት ከም ዝሓተትኩም ከም ዝተመዝገብኩም ክስደልኩም ኢዮም ኣብዛ ወረቐት (13 ቁጽሪ ብ7 ወይ 8 ዝጅምር) ቁጽሪ ክምጻኩም እዩ።

2

ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ ሕተቱ

መሰል ናይ ጥዕና ሓገዝ ናይ ምትሕብባር ንምርካብ ፋይል ናትና መሊእና በዚ ሊንክ ce formulaire complété (CERFA n° 52269#02) ምልኣኽ ንኽእል፣ ምስ ፋይልና ምስ ሰደድካ፣ ካብ ኡሽራንስ ማልዲ ከም ዝተመዝግብና (CPAM).ዝተወሃብና ወረቐት ክንልእኽ ኣለና ፤ )

ንፎርሙል ዘማልኡ ቅጥዒ ንመልከት

•ገጽ 1 መንበሪ ገዛ ዝሕብር፣ ከም ኡውን ፎሩሙል ብዛዕባ ድሕረ ባይታ ስድራቤትኩም ብርግጽ ክትሕብርን ኣታዊ ብኸመይ መንገዲ ሓገዝ የመልክት

•ገጽ 2 ሓገዝ ናይ ኢረሳ ዘይምልከተካ’ኪ እንተ ኮይኑ ፣ ናትኩምን ናይ ስድራቤትኩምን ምንጪ ኣታዊ ክትሕብሩ ኣለኩምን ።

•ገጽ 3 ፣ ሓንቲ ማሕበር ኦርጋንዜሽን ናይ ስራሕኩም፣ ብዛዕባ ናይ ሓገዝ ኣብ ጥዕና ምርካብ ክትመርጹ ኣለኩም፣ ምስ ና (CPAM) ወይ ካልእ ውድብ ብዛዕባ ናይ ሓገዝ ኣብ ናይ ጥዕና ንምፍላጥ

መተሓሳሰቢ !

መልከዒታት ን ናይ ምርጫ ሓበሬታት መምረጺ እንተ ዘይብልኩም ፣ እቲ ዝበለጸ ነገር ን CPAM ምልክት ክትገብሩ ንህላበወኩም፣ ብድሕሪኡ ገጽ 4 ምምላእ ኣይድልን ኣዩ።

•ገጽ 4 ኣብ መወዳእታ ዘሎ ሕቶታታ ጥራሕ ክትምልሱ\ሳ ኣለኩም\ክን ፣ ንኣብነት ትነብርሉ\ላ ከተማን ዕለትን ፤ ናትኩም ፌርማ ወይ ክታም ግብሩ ኣለኩም

3

ነዞም ዝስዕቡ ዶክሜንት ኣማልእ

ምስቲ ፎርሙል ተወሳኺ ሓበሬታት , ብደብዳቤ ጌርኩም ለኣኽዎ፣ ወይ ኣብ ደብዳቤ የእቲኹም ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ቦታ ናይ CPAM ገለ ገለ መወሰኽታ ዶክሜንት ኣብጽሕዎ

• ናይ avis d’imposition ወይ (ASDIR) እንተለኩም

  • ከምኡውንምስ ናይ እትነብርሉ ኣከባቢ d’habitation እንተለኩም ኮይኑ
  • Une ናይ CAF መሰነትታ ወረቐት ወይ እውን (RSA, APL...) ;እንተለኩም

ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ካብ ግዝኣት ሃገረ ፈረንሳ ንኣስታት 12 ኣዋርሕ ኣብ ደገ እንተ ተቐሚጥኩም ናይ`ታ( ሃገር መሰነይታ) መረጋግጺ ወረቐት ከተቅርቡ ኣለኩ።

ናይ RSA ሓተቲ ወይ ትሕቲ ዕድመ ካብ 18 ክሊ ዕድመ ንላዕሊ ካብ 25 ክሊ ዕድመ ንታሕቲ ኮንኩም ምስ ስድራቤትኩም ዝምልከት RSA jeune ኤረሳ ጆን ሕትቱ፣ ወይ ተጠቅምቲ ናይ ኤረሳ ንምርካብ ካብ ቤት ጽሕፈት ናይ ካፍ ሓንቲ መሰንይታ መረገጋጺ ወረቐት attestations de ressources délivrées ወይ MSA መሰንይታ ኣቅርቡ፤፣

4

ፎርሙል ምልኣኽ ወይ ምቅራብ

ካብ ሕጂ ንደሓር በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ነቲ ፎርሙል ወይ ቅጥዒ ዝምላእ ብደብዳቤ ወይ ናብ ናይ ከባቢኹም CPAM ኣቅርቡ፣ ሓበሬታት ኣድራሻን ንምፍላጥ ነዞም ዝስዕቡ ቅጥዕታት ኣምልኡ፤፣

  • •ኣብ ዌብ ተወከሱameli.fr,
  • ናይ እትነብርሉ ቦታ ኮድ ፖስታል ጸሓፉ
  • ኣብ የማን ገጽ “Adresses et Contacts”, ዝብል ጽቀጡ
  • ኣብ “L’aide pour une complémentaire santé” ሓገዝ ናይ ምልኣተ ጥዕና ጽቀጥ ፤፣
  • ኣብ “Renouveler votre dossier de Complémentaire santé solidaire” ዝብል ጽሑፍ ናይ ምሕዳስ ጽቀጥ፣ ድሕሪ እዚ ኣድራሻ ናይ መልኣኺ ንኽትል ክመጽኩምኢዩ ፣፤

መተሓሳሰቢ!

ብ ኣንዳ ጶስጣ እንተኴንኩም እትሰድዎ 1 ወይ ክልተ ቴምብር ምግባር ኣይትረስዑ

ብድሕሪኡ ዝቅጽል

ዘቅብረብኩም ጠለብ ቅቡል ምስ ዝኸውን

ካብ ቤት ጽሕፈት ውድብ ኢንሽራንስ ማሊዲ መልሲ ብመንግዲ ደብዳቤ እንዳ ላ ፖስቲ ስለ ዝለኣኽ ካብ 20 መዓልቲ ክሳብ 2 ወርሒ ምጽባይ ከድለየካ\ኪ ኢዩ፤፣

•ናትካ\ኪ ዘቅርባካዮ ጠለብ ሕቶኹም ሓገዝ ናይ ምልኣተ ጥዕና ብነጻ እንተ ኮይኑ ፣ ናይ ሓደ ዓመት መሰነይታ ወረቐት ክውሃበኩም ኢዩ፤፣

• ዘቅርባካዮ ጠለብ ሓገዝ ናይ ምልኣተ ጥዕና ብናይ ክፍሊት ገንዘብ እንተ ኮይኑ፣ ኣከፈፍላ ገንዘብ ከመይ ትሳተፉ ከመይ ጌርካ\ኪ ይኽፈል ንማንም ኣባል ናይ ስድራቤት መስልኩም ክንሕበር ኢና ፤፣

ጠለብኩም ምስ ዝንጸግ

ጠለብኩም ምስ ዝንጸግ ፣ ብመነግዲ ደብዳቤ ጌሩ መልሲ ምስ ምኽኒት መንጸጊ ክላኣኸካ\ኪ ኢዩ፣ ንውሳነ ይግባይ ክትብሉ\ላ ትኽእሉ ኢኹም

•ንዝያዳ መወከሲ ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ይግባይ ከመይ ጌርና ንብል ንምርካብ በዚ ዝስዕብ መላግቦ ወይ ሊንክ ንጠወቕhttps://www.ameli.fr/paris/assure/droits-demarches/reclamation-mediation-voies-de-recours/contester-decision

ዓመታዊ ምሕዳስ ብዛዕባ ምእልተ ሓገዝ ምትሕብባር ናይ ክፍሊ ጥዕና

ናብ ኣሹራንስ ማለዲ፣ ካም ብሓድሽ ጠለብኩም
ከተቕርቡ ትኽእሉ ኢኹም

  • በዚ ተመሳሳሊ ፎርሙላ እዚ formulaire (CERFA n° 52269#04), ምስ መረጋገጺ ናይ ምንጻግ ቅጥዕኹም፣ድሕሪ ኣዋርሕ 2 ን ቅድሚ ናይ ምሕታት መሰልኩም ምብቅዑ ለኣኹ። ኣብቲ . (Voir étapes 2, 3 e 4 ci-dessus) ዝብል
  • ኣብ ኢንተርኔት፣ እባ ሞባይል ኣብ AMELI ኣብቲ "Mes démarchesዝብል ጠውዑ ድሕሪኡ "Faire une demande de complémentairesanté solidaire" ኣብ ትሕቲ ዝብል ድማ "Je démarre ma demande". ዝብል ርኸቡ ።
    ኣስተውዕሉ፣ ኣብኡ ሓደ ዶክሜን ክትረኽቡ
  • - ን ኹነታትኩም ዝገልጽ፣ ናይ ናይ ደክለረሽን l'impôt (ASDIR) ክህልወኩ ይግባኣ። እንተዘይብልኩም።

    - ሓደ ወረቐት ናይ taxe foncière ን ይ d’habitation ተጠቐሙ

    - ናይ CAF ወረቀት ወይ እውን (RSA, APL...)ክኸውን ይኽእል

    - ናይ 12 ኣዋርሕ መንበሪ ወረቐትኩም
    ዝሕብር ሰነድ፣ ስካን ግበርዎ ። ብ ኸመይ ስካን ከም እትገብርዎ

> ፣ነዚ ዝምልከት ዝርዝር ኣብ ረፉጂ ኣንፎ
ኣኣለኩም Réfugiés. info "Comment scanner un document".

ንክትሓቱ ሓገዝ እንተ ደሊኹም

ከምኡ ውን ኣብ እዘን ዝስዕባ ትካላት ብምኻድ ሕቶኹም ኣቕርቡ :

  • ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ኣሹራንቸ ማለዲ ;
  • ኣብ ማእከል (CCAS) ናይ ኣከባቢኹም
  • ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ወሃብቲ (ን ኣብነት ፣, ማዕከል መዕቆቡ ስደተኛታት ደለይቲሓገዝን
  • ናብ ኣሲስታንት ሶሻልኩምን .
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
36 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Comité de la Démarche Accessible

Comité de la Démarche Accessible