ምርካብ ደገፍ ኩለመዳያዊ ክንክን ሕክምናውን ማሕበራውን ናብራን
ምስ ምስ Parcours Bichat
ኣዳላዊ MILLE PARCOURS ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуን ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ግዳያት ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዝተመጣጠነ ምጡን ንምርካብ እዩ ፤
- ንምካብ ውልቃዊ ደገፍን ክትትል፡ ሕክምናዊ ምኽርታት፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ፡ ማሕበራዊ ደገፍ
- ምምሕያሽ ሓባራዊ ንጥፈታት
ክፍልርጥ ዝግብኡ! ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ጾታዊ፡ ኣካላዊ (ምቑራጽ ስጋዊ ርክብ)፡ ቃላዊ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ባህላዊ (ግዱድ መርዓ)፡ ቁጠባዊ ክኸውን ይኽእል።
እዚ ንምግባር ክህልወኩም ዘለዎ ኩናታት ፤
- ዓቕሚ ኣዳም ወይ ሄዋን ዝበጽሕ
- ኣብ ፈረንሳ ካብ 3 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ዝኣተዋ
- ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዘጋጠመ ምዃኑ፡ ጾታዊ ዓመጽ (ዓመጽ፡ ምኽንሻብ ስጋዊ ርክብ ወዘተ)
- ክትትልን ሕክምናዊ ወይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምክትታል ዘይምግባር፡ ወይ ንረኽሲ ኤችኣይቪ (ኤይድስ)ን ኤችቢቪ (ሄፓታይተስ ቢ)ን ስሩዕ ምክትታል ዘይምግባር
- ዓለምለኻዊ ደገፍ የድልዮ ማለት ወረቓቕቲ ናይ ስደተኛ ምህላው።
- ዓቕሚ ኣዳም ወይ ሄዋን ዝበጽሕ
- ኣብ ፈረንሳ ካብ 3 ዓመት ኣብ ዘይመልእ ዝኣተዋ
- ጾታ መሰረት ዝገበረ ዓመጽ ዘጋጠመ ምዃኑ፡ ጾታዊ ዓመጽ (ዓመጽ፡ ምኽንሻብ ስጋዊ ርክብ ወዘተ)
- ክትትልን ሕክምናዊ ወይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ምክትታል ዘይምግባር፡ ወይ ንረኽሲ ኤችኣይቪ (ኤይድስ)ን ኤችቢቪ (ሄፓታይተስ ቢ)ን ስሩዕ ምክትታል ዘይምግባር
- ዓለምለኻዊ ደገፍ የድልዮ ማለት ወረቓቕቲ ናይ ስደተኛ ምህላው።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ጥዕና ህጻናትን ደቂ ኣንስትዮን
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ሓገዝ
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
célia - mille parcoursኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rouaa karimተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
annap49ተርጓሚ/ሚት
saona_987ተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት