Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምሕካም ብ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላ፣ምእንቲ ጥዕናኹም ክትኸናኸኑ

ምስ ምስ Parcours d'Exil

ኣዳላዊ Parcours d'Exil ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ሃገርኩም እንከለኩም ይኹን ወይ ኣብ መንገዲ ፈረንሳ፡ ወይ እውን ኣብዚ ክብ መጻኣክምሉ ጀሚርኩም ከቢድ ኩነታት ኣጋጢሙ ድዩ?

ምድቃስ ኣይትኽእሉን ዲኹም (ድቃስ ምስኣን)፡ ሕልሚ ቀትሪ ፡ ሕማም ርእሲ ይስምዓካ፡ ሓበሬታ ትርስዕ፡ ብዛዕባ ሕሉፍ ሕማቕ ይስምዓኩምን ወዘተ እንተኴንኩም?

እዚ ማእከል ጥዕና ምስ ሓካይም፡ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ፡ ሓካይም ዓጽሚ ወዘተ ብነጻ ቆጸራ ናይ ምግባር ተኽእሎ ይህብ።

ንኹሎም ሰባት ብዘየገድስ ጾታ፡ ዕድመ፡ መበቆል ብዘየገድስ፡ ግዳይ ስቅያት፡ ግዱድ መርዓ፡ ጾታዊ ምቑራጽ ኣካላት፡ ሃይማኖታዊ ስደት፡ ምስ ጾታዊ ርክቦም ዝተኣሳሰር ዓመጽ፡ ኲናት ወዘተ ዝኾኑ ሰባት ክፉት እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ኣገልግሎት ኣዚ ዋላ ሓንቲ ኣይትኸፍልን ኩነታት መለክዒ ጸጋታት እውን የለን (ብዘይ ኣገዳሲ ካርድን ማሕበራዊ ድሕነትን ወላ ሃልዉ፣ ብዘይ ደሞዝ)ዘለኹም ኩናታት ብዘየገድስ ፣

እቲ ጉጅለ ናይ ሓኻይል ማእከል ጥዕና ብሓካይም፡ ክኢላታት ስነ-ኣእምሮ፡ ሓካይም ዓጽምን ሓኪም ዮጋን ዝቖመ እዩ።

ነፍሲ ወከፍ ክኢላ ከከም ድሌታትካ ዝተፈላለየ ሜላታት ተጠቒሙ ክሕግዘኩም ይካል እዩ።

ማእከል ጥዕና ብኹለመዳያዊ መንገዲ ክሕግዘኩም እዩ፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ጽቡቕ ስምዒት ንኽስምዓኩም ምእንቲ።

ብዘይካ ሕክምናዊ ሓገዝ፡ ናይ ፈረንሳን ኮምፒተራዊ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ከምኡ’ውን ባህላዊ ዑደታት ውን ኣሎ።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ክትሕዝ እትኽእለሉ ዕለት st sur le site ici .ኣሎ ጠዊቕኩም ተወከሱ

ኣብታ ዝተጠቕሰት መዓልቲ ብ 01 45 33 31 74 ደውሉ ።


ምፍላጡ ዘገድስ!
ሓድሽ ቆጸራ ምህላው ብግምት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ወርሒ ይኽፈት (ካብዞም ዕለታት ወጻኢ ዝኾነ ቆጸራ ኣይወሃብን)።
ብዙሕ ሕቶታት ስለዘሎ፡ ቆጸራታት ኣብ ዝተኸፍተላ መዓልቲ ናብ ሰክረታርያ ክትድውል እንተዘይክኢልካ ክትጽዕር ኣለካ።
ኣብታ መላሲት ማሽን መልእኽቲ ኣይትግደፉ ወይ ብኢመይል ሕቶ ኣይትስደዱ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • phdaculsiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • djedoተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles