ምፍላጥ ሕክምና ምርካብን መሰል ጥዕና
ምስ ምስ CTAI (Contrat Territorial d'Accueil et d'Intégration)
ኣዳላዊ Association Emergence ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 joursምርካብ ሓገዝ ብ ቱርስ ንጥዕናኦም ብዝምልከት ንሓደስቲ ዝመጹ ሰባት ዝግበር ደገፍ።
ምርካብ እቲ ብ ነርስታት ነዞም ሰባት ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ፍርቂ መዓልቲ ይበጽሓን ኣብቲ ማእከል ሕክምና ድማ ንሰለስተ ፍርቂ መዓልቲ ምኽሪ ።
ኣብ ፈረንሳ ንዘሎ ስርዓተ ክንክን ጥዕና ይገልጹ፡ ሰባት ክንክን ንኽረኽቡ ይሕግዙ፡ ከምኡ’ውን ንውልቃዊ ድሌታት ዝምጥን ምክትታል የቕርቡ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
1 place Anne de Bretagne, 37000 Tours, France
Chargement de la carte...
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ብዛዕባ ናይ ጥዕናይ ጉዳይ ዝሳለጥ፣
ኩሎም ብዛዕባ ኮቪድ ዓሰርተ ትሽዓተ"COVID19" ክፍለጡ ዝግበኦም ሓበሬታታት ምፍላጥ፣
ኣብ ሓኪም ኬድካ ምርኣይ ወይ ምምርማር፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Nathalie-Emergenceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
Mylan Gተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
Mamaniተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
espoirተርጓሚ/ሚት