Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ፋልማይ ምኽሪ ጥዕናኻ ድማ ተኸናኸን ምክትታልን።

ምስ ምስ DEMAT Psy : Dispositif d’accueil et d’Évaluation des Migrants sur le Territoire

ኣዳላዊ Centre Hospitalier Bretagne Atlantique ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ከም እኒ ናይ ናይ ሕክምናን ስነ -ኣእምሮኣውን ምኽሪ ምስ ዝስዕብ ተኽእሎታት ፤

  • ፈለማ ሓፈሻዊ መርመራ ጥዕና ምስ ሓፈሻዊ ሓኪም: ኣካላዊ መርመራ: መርመራ ክታበት: መርመራ ሕማም ወይ ምንፍርፋርን ካልእ ንከይህልወኩም
  • ብምስዓብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ገምጋም ምስ ፍልይቲ ነርስ: ምስማዕ: ደገፍን ብሕታዊ ደገፍን።
  • ብዛዕባ መሰላትካን ስርዓተ ጥዕና ኣብ ፈረንሳን ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብን
  • ከምኡውን ምስ ድሌታትኩም ዝተመጣጠነ ሕክምናን መምርሕን ምሃብ።
ምፍላጡ ዘገድስ ምምኽኻር ንኹሎም ኣብ ስደት ዘለዉ ሰባት ብዘይ ኣፈላላይ ጾታ ይኹን መበቆል ክፉት እዩ። ንምምኽኻር ክትረአ ቆጸራ ክትሕዝ ኣለኩም ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሓንቲ ውይ ሓንቲ ናይ ስነ-ኣእምሮ ነርስሳት ብቆጸራ ክትሕዙ ምኽኣል፤

  • ፈለማ ስነ-ኣእምሮኣዊ ገምጋም ግበር
  • ብምቕጻል ብዛዕባ ጸገማትኩም ብቋንቋኩም ምስ ተርጓሚ ብተሌፎን ክትዛረቡ ምኽኣል
  • በዚ ድማ ጽን ኢልካ ክትሰምዕን ኣድላዪ እንተኾይኑ ሕክምና ክትረክብን ትኽእሉ
  • ብዛዕባ ጥዕናን ስርዓተ ክንክን ጥዕና ፈረንሳን ሓበሬታ ምሃብ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ቀዳማይ ቆጸራ 45 ደቓይቕ ይወስድ ። ካልእ ክልተ ወይ ሰለስተ ምኽርታት ሓደ ሓደ ግዜ ኣድላዪ ኮይኑ ኣብ CMP (ሕክምናዊ-ስነ-ኣእምሮኣዊ ማእከል፡ ኣብ መዓልቲ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 17:30 ክፉት ዝኾነ ናይ ክንክን ቦታ) ግቡእ ምክትታል ይከኣል እዩ።

  • ውልቃዊ ጸገማትኩምብዝበለጸ ምርዳእ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ዘስዕቦ ሳዕቤን ኣለሊ።

  • እንተደኣ ናብ ድቃስ ምምላስ፡ ሕልሚ ቀትሪ ብዝበለጸ ምምሕዳር...
  • ናብ ፍሉይ ማእከል ወይ ኣብ ከተማ ዝርከቡ ሓፈሻዊ ሓካይም ምውካስ።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ንምሓዝ፡ ናብ ቤት ምክልኻል ሕክምና ናይቲ ማእከል ሆስፒታሊየር ብሬታን ኣትላንቲክ ብ 02 97 62 90 78 ደውሉ ።

እቲ ሴክረታርያ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡45 ክሳብ 12

እቲ ቆጸራ ምስ ናይ ስነ-ኣእምሮ ነርስ ኣብታ ምስ ሓኪም ዝተገብረላ መዓልቲ፡ ብተሌፎን ወይ ብኤስኤምኤስ ኣብ ወረቐት ክወሃብ ይኽእል።

ሰዓታት : ሰኑይን ረቡዕን (ንግሆ ወይ ድሕሪ ቀትሪ)።

ቦታ : Hospitalier Bretagne Atlantique
20 Boulevard Maurice Guillaudot 56 000 Vannes (près de l’entrée des urgences).
ምፍላጡ ዘገድስ ህጹጽ ኩነታት ኣብ ዘጋጥመሉ እዋን ፡ ኣብ ጥቓ ገዛኻ ዝርከብ ሕክምናዊ-ስነ-ኣእምሮኣዊ ማእከል centre médico-psychologique ክትራኸብ ወይ ክትከይድ ትኽእል ኢኻ ።

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • lydiadematኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nacyተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • shayanroushanተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles