Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪጥዕናምስ Centre de soins et de ressources Frantz Fanon ኣብ ናይ 2 ክፍልታት

ምህላው ምስማዕን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍን

ምስ ምስ Centre de soins et de ressources Frantz Fanon

Centre Frantz Fanon - La Cimadeኣዳላዊ Centre Frantz Fanon - La Cimade ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ኣብ ሞንትፔልየር ዝርከብ ማእከል ክንክን ፍራንትዝ ፋኖን ንዝተሰደዱ ሰባት ስነ - ኣእምሮኣዊ ደገፍ ይህብ ።

እቲ ማእከል ንኹሉ ክፉት ኮይኑ ፡ ንምምሕዳራውን ሕጋውን ኣገባባት እውን ደገፍ ይህብ።

ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ማእከል ብተወሳኺ ንሰብ ሞያን ወለንተኛታትን ብናይ ስልጠና እማመታት፣ ሞያዊ መርበብ ምፍጣርን ትንተና ኣሰራርሓታትን ደገፍ ይህብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብዘይ ቅድመ ኩነት ዘይብሉን ደገፍ ይሃልኡም (ንኹሉ ዕድመን ንኹሉ ምምሕዳራዊ ኩነታትን)
  • ከምኡው ጸገማትኩም ክትዛረብ ምኽኣል፡ ክስማዕን ውልቃዊ ምኽሪ ክትረክብን ምኽኣል
  • ምስ ድሌታትኩም ዝመጣጠነ ምክትታል ይግበር: ከምኡውን ስድራቤታዊን ፣ ውልቃዊ ወይ ጉጅለ
  • ንዘተ ዝኸውን ቦታታት ምርካብን ኣብ ፍሉያት ናይ ዘተ ጉጅለታት ምክፋልን (መንእሰያት፡ ዓመጽ ዘጋጠመን ደቂ ኣንስትዮ፡ LGBT+ ሰባት ወዘተ)

ቋንቋ ፈረንሳ ብግቡእ ምስ ዘይትዛረቡ፡ ንኽርድኣኩም ናይ ሓደ ብቋንቋኩም ሞያውያን ተርጎምቲ ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ እዋን ምምኽኻር ክትብሎ እትደሊ ክትርጉም ክኽእል እዩ።

ምላጡ ዘገድስ!
ምክትታል ኩሉ ግዜ ብሓደ ዓይነት ስነ-ኣእምሮኣዊ ክኢላ/ተርጓሚ ጽምዲ እዩ ዝካየድ።

ንሰብ ሞያ ስልጠና ንህብ ከምኡ'ውን ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ"Exil, droit et santé" "ስደት፡ ሕግን ጥዕናን"፡ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሕክምና ሞንትፔልየርMontpellier. ብምትሕብባር።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራ ንምሓዝ፡ እዚ ዝስዕብ ተኸተሉ

ምፍላጡ ዘገድስ!
ሓደ እትፈትዎ ሰብ (ዓርኪ፡ ቤተሰብ ወዘተ) ወይ በዓል ሞያ ጥዕና ቆጸራ ንምሓዝ ምስቲ ማእከል ክንክን ክራኸብ ይኽእል።

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
centre frantz fanoncentre frantz fanonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
killian douchetkillian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles