ምርካብ ክንክንን፣ ናብ ሓኪም ምርኣይ ናይ ቅድሚ ምሕማምኩም
ምስ ምስ Permanence santé à Arras
ኣዳላዊ La Croix-Rouge ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisምርካብ ቀዋሚ ክንክን፣ ንዓበይትን ህጻናትን ዝኸውን ቀዋሚ ኣገልግሎት ጥዕና ኣቐድዲምኩም ም
- ንኣብነት ናብ ሓኪምን ነርስን ናይ ምርኣይ ተኽእሎ ዘለኩም
- እዚ ወረቕት ንሰነዳት ዝድግፍ ምዃኑ’ዩ።
እዚ ስልጠና እዚ ፣ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ፡ ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕናን ወለንተኛታትን ሕክምና ንምርካብ እንተተጸጊምኩም ይርከቡ .
ምፍላጡ ዘገብድ ቤት ጽሕፈትና ነዞም ዝስዕቡ ክፉታት እዮም፤
- ወትሩ ቀዳም ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ
-ነዚ ንምስታፍ ብዘይ ቆጸራ እዩ
- ከምኡውን ኣብ ኩሉ ዕድመ ዝርከቡ ሰባት (ቆልዑ ብወላዲ ክዕጀቡ ኣለዎም)
- ንነዚ ንምግባር ብዘይ ቅድመ ኩነት (ብዘይ AME ወይ ካርድ መድሕን ጥዕና ይከኣል እዩ )።
- ወትሩ ቀዳም ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ
-ነዚ ንምስታፍ ብዘይ ቆጸራ እዩ
- ከምኡውን ኣብ ኩሉ ዕድመ ዝርከቡ ሰባት (ቆልዑ ብወላዲ ክዕጀቡ ኣለዎም)
- ንነዚ ንምግባር ብዘይ ቅድመ ኩነት (ብዘይ AME ወይ ካርድ መድሕን ጥዕና ይከኣል እዩ )።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
cuaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት